• በአውሮፓውያኑ አዲስ ዓመት መባቻ ኪም ጆንግ ኡን አሜሪካን ማስፈራራት ሲቀጥሉ ለደቡብ ኮሪያ እንነጋገር ጥሪ እያስተላለፉ ነው።
    በአውሮፓውያኑ አዲስ ዓመት መባቻ ኪም ጆንግ ኡን አሜሪካን ማስፈራራት ሲቀጥሉ ለደቡብ ኮሪያ እንነጋገር ጥሪ እያስተላለፉ ነው።
    WWW.BBC.COM
    የኪም ጆንግ ኡን በአዲሱ ዓመት አሜሪካ ላይ ዛቱ
    በአውሮፓውያኑ አዲስ ዓመት መባቻ ኪም ጆንግ ኡን አሜሪካን ማስፈራራት ሲቀጥሉ ለደቡብ ኮሪያ እንነጋገር ጥሪ እያስተላለፉ ነው።
    0 Comments 0 Shares
  • በተለያዩ የሃገሪቱ አካባቢዎች ሞቅ ቀዝቀዝ እያለ የዘለቀው ግጭትና ውጥረት ዜጎችን እያሳሰበ ነው። ይህ ክስተት የፖለቲካው ማዕከል በሆነችው አዲስ አበባ ውስጥ ግን የጎላ እንቅስቃሴን አላስከተለም የሚሉ እንዳሉ ሁሉ፤ ገፍቶ ወጥቶ አይታይ እንጂ ከተማዋ የታመቀ ስሜትን በውስጧ ይዛለች የሚሉም አሉ።
    በተለያዩ የሃገሪቱ አካባቢዎች ሞቅ ቀዝቀዝ እያለ የዘለቀው ግጭትና ውጥረት ዜጎችን እያሳሰበ ነው። ይህ ክስተት የፖለቲካው ማዕከል በሆነችው አዲስ አበባ ውስጥ ግን የጎላ እንቅስቃሴን አላስከተለም የሚሉ እንዳሉ ሁሉ፤ ገፍቶ ወጥቶ አይታይ እንጂ ከተማዋ የታመቀ ስሜትን በውስጧ ይዛለች የሚሉም አሉ።
    WWW.BBC.COM
    በሃገሪቱ የተከሰቱት ቀውሶችና አዲስ አበባ
    በተለያዩ የሃገሪቱ አካባቢዎች ሞቅ ቀዝቀዝ እያለ የዘለቀው ግጭትና ውጥረት ዜጎችን እያሳሰበ ነው። ይህ ክስተት የፖለቲካው ማዕከል በሆነችው አዲስ አበባ ውስጥ ግን የጎላ እንቅስቃሴን አላስከተለም የሚሉ እንዳሉ ሁሉ፤ ገፍቶ ወጥቶ አይታይ እንጂ ከተማዋ የታመቀ ስሜትን በውስጧ ይዛለች የሚሉም አሉ።
    0 Comments 0 Shares
  • 17 ቀናትን ከፈጀ የኢህአዴግ የሥራ-አስፈፃሚ ኮሚቴ ስብሰባ በኋላ የወጣው መግለጫ ሀገሪቱ ላለችበት ወቅታዊ ሁኔታ ምላሽ ይዟል የሚሉ እንዳሉ ሁሉ የለም የተለመደ ፕሮፓጋንዳ ነው የሚሉ ወገኖችም አሉ። የሁለቱንም ሃሳብ ለማግኘት ሞክረናል።
    17 ቀናትን ከፈጀ የኢህአዴግ የሥራ-አስፈፃሚ ኮሚቴ ስብሰባ በኋላ የወጣው መግለጫ ሀገሪቱ ላለችበት ወቅታዊ ሁኔታ ምላሽ ይዟል የሚሉ እንዳሉ ሁሉ የለም የተለመደ ፕሮፓጋንዳ ነው የሚሉ ወገኖችም አሉ። የሁለቱንም ሃሳብ ለማግኘት ሞክረናል።
    WWW.BBC.COM
    አንዳንድ ነጥቦች በሥራ አስፈፃሚው መግለጫ ዙሪያ
    17 ቀናትን ከፈጀ የኢህአዴግ የሥራ-አስፈፃሚ ኮሚቴ ስብሰባ በኋላ የወጣው መግለጫ ሀገሪቱ ላለችበት ወቅታዊ ሁኔታ ምላሽ ይዟል የሚሉ እንዳሉ ሁሉ የለም የተለመደ ፕሮፓጋንዳ ነው የሚሉ ወገኖችም አሉ። የሁለቱንም ሃሳብ ለማግኘት ሞክረናል።
    0 Comments 0 Shares
  • ፕረዚደንት ሓሰን ሮዉሃኒ፡ ኣብ ጉዳይ ናዕቢ ኢራን ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ መዓልቲ ምጽቃጥ ምላሽ ሂቦም። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ "ኣብ መወዳእታ ኢራናዉያን ለቢሞም፡ ገንዘብን ሃብትን እናተጓሕጎሐ ግብረ ራዕዲ ንምድጓም ዝዉዕል ከምዝነበረ ተገንዚቦም" ብምባል ኣብ ትዊተር ገጾም ጽሒፎም።
    ፕረዚደንት ሓሰን ሮዉሃኒ፡ ኣብ ጉዳይ ናዕቢ ኢራን ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ መዓልቲ ምጽቃጥ ምላሽ ሂቦም። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ "ኣብ መወዳእታ ኢራናዉያን ለቢሞም፡ ገንዘብን ሃብትን እናተጓሕጎሐ ግብረ ራዕዲ ንምድጓም ዝዉዕል ከምዝነበረ ተገንዚቦም" ብምባል ኣብ ትዊተር ገጾም ጽሒፎም።
    WWW.BBC.COM
    ''ኢራናዉያን ክቃወሙ እምበር ከዕንዉ ናጻ ኣይኮኑን" ሮዉሃኒ
    ፕረዚደንት ሓሰን ሮዉሃኒ፡ ኣብ ጉዳይ ናዕቢ ኢራን ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ መዓልቲ ምጽቃጥ ምላሽ ሂቦም። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ "ኣብ መወዳእታ ኢራናዉያን ለቢሞም፡ ገንዘብን ሃብትን እናተጓሕጎሐ ግብረ ራዕዲ ንምድጓም ዝዉዕል ከምዝነበረ ተገንዚቦም" ብምባል ኣብ ትዊተር ገጾም ጽሒፎም።
    0 Comments 0 Shares
  • መርሃ ግብሪ 2018 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ክቕፅል'ዩ። ኣብ ፈላማይ መዓልቲ 2018፡ ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን ክትገጥም እያ። ዕለተ ረቡዕ ድማ፡ ኣርሴናል ምስ ቼልሲ ዝህልዋ ግጥም ትፅቢት ይግበረሉ።
    መርሃ ግብሪ 2018 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ክቕፅል'ዩ። ኣብ ፈላማይ መዓልቲ 2018፡ ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን ክትገጥም እያ። ዕለተ ረቡዕ ድማ፡ ኣርሴናል ምስ ቼልሲ ዝህልዋ ግጥም ትፅቢት ይግበረሉ።
    WWW.BBC.COM
    ላውሮ፡ ኣርሴናል ንቼልሲ ክትስዕር እያ
    መርሃ ግብሪ 2018 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ክቕፅል'ዩ። ኣብ ፈላማይ መዓልቲ 2018፡ ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን ክትገጥም እያ። ዕለተ ረቡዕ ድማ፡ ኣርሴናል ምስ ቼልሲ ዝህልዋ ግጥም ትፅቢት ይግበረሉ።
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ፡ ፕረዚደንት ጆሴፍ ካቢላ፡ ካብ ስልጣን ንክወርዱ ብምሕታት ሰልፊ ተቃውሞ ኣብ ልዕሊ ዘካይዱ ሰልፈኛታት፡ ሓይልታት ፀጥታ እታ ሃገር ብዝኸፈትዎ ተኹሲ ኣስታት 7 ሰባት ከምዝቐተሉ፡ ኣኽባሪ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊፁ።
    ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ፡ ፕረዚደንት ጆሴፍ ካቢላ፡ ካብ ስልጣን ንክወርዱ ብምሕታት ሰልፊ ተቃውሞ ኣብ ልዕሊ ዘካይዱ ሰልፈኛታት፡ ሓይልታት ፀጥታ እታ ሃገር ብዝኸፈትዎ ተኹሲ ኣስታት 7 ሰባት ከምዝቐተሉ፡ ኣኽባሪ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊፁ።
    WWW.BBC.COM
    ኣብ ሰልፊ ተቓውሞ ዝነበሩ ኮንጋውያን ተቐቲሎም
    ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ፡ ፕረዚደንት ጆሴፍ ካቢላ፡ ካብ ስልጣን ንክወርዱ ብምሕታት ሰልፊ ተቃውሞ ኣብ ልዕሊ ዘካይዱ ሰልፈኛታት፡ ሓይልታት ፀጥታ እታ ሃገር ብዝኸፈትዎ ተኹሲ ኣስታት 7 ሰባት ከምዝቐተሉ፡ ኣኽባሪ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊፁ።
    0 Comments 0 Shares
  • መልእክቲ ሓዱሽ ዓመት መራሒ ሰሜን ኮርያ፡ መጠንቀቕታን ተስፋን ዝሓዘለ ነይሩ። እዚ ዓመት ኣብ ሞንጎ ሃገራት ሰሜንን ደቡብን ኮርያ ዘሎ ርክብ ዝመሓየሸሉ ዓመት ክከዉን ኣለዎ ኢሎም።
    መልእክቲ ሓዱሽ ዓመት መራሒ ሰሜን ኮርያ፡ መጠንቀቕታን ተስፋን ዝሓዘለ ነይሩ። እዚ ዓመት ኣብ ሞንጎ ሃገራት ሰሜንን ደቡብን ኮርያ ዘሎ ርክብ ዝመሓየሸሉ ዓመት ክከዉን ኣለዎ ኢሎም።
    WWW.BBC.COM
    "መፍትሕ ኒኩለር ኣብ ኢደይ'ዩ"፡ ኪም ጆንግ ኡን
    መልእክቲ ሓዱሽ ዓመት መራሒ ሰሜን ኮርያ፡ መጠንቀቕታን ተስፋን ዝሓዘለ ነይሩ። እዚ ዓመት ኣብ ሞንጎ ሃገራት ሰሜንን ደቡብን ኮርያ ዘሎ ርክብ ዝመሓየሸሉ ዓመት ክከዉን ኣለዎ ኢሎም።
    0 Comments 0 Shares
  • ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪቃ ኣብ ዓለም ዝለዓለ መጠን ልደት ህጻናት ዝረኣየለን ሃገራት'የን። ኣብቶም ዝቕጽሉ ዓመታት ኣብ ኣፍሪቃ 1.8 ሚሊዮን ህጻናት ክዉለዱ'ዮም ተባሂሉ ይግመት።
    ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪቃ ኣብ ዓለም ዝለዓለ መጠን ልደት ህጻናት ዝረኣየለን ሃገራት'የን። ኣብቶም ዝቕጽሉ ዓመታት ኣብ ኣፍሪቃ 1.8 ሚሊዮን ህጻናት ክዉለዱ'ዮም ተባሂሉ ይግመት።
    WWW.BBC.COM
    ዩኒሴፍ፡ ኣብዚ መዓልቲ 40 ሽሕ ህጻናት ክዉለዱ'ዮም
    ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪቃ ኣብ ዓለም ዝለዓለ መጠን ልደት ህጻናት ዝረኣየለን ሃገራት'የን። ኣብቶም ዝቕጽሉ ዓመታት ኣብ ኣፍሪቃ 1.8 ሚሊዮን ህጻናት ክዉለዱ'ዮም ተባሂሉ ይግመት።
    0 Comments 0 Shares