ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ፡ ፕረዚደንት ጆሴፍ ካቢላ፡ ካብ ስልጣን ንክወርዱ ብምሕታት ሰልፊ ተቃውሞ ኣብ ልዕሊ ዘካይዱ ሰልፈኛታት፡ ሓይልታት ፀጥታ እታ ሃገር ብዝኸፈትዎ ተኹሲ ኣስታት 7 ሰባት ከምዝቐተሉ፡ ኣኽባሪ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊፁ።

0 Comments
0 Shares