ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኸሰቱ ጎንፅታት ስዒቡ ብዙሓት ህይወቶም ስኢኖም፥ ካልኦት በኣሸሓት ዝቑፀሩ ድማ ተመዛቢሎም። ብፍላይ መንነት መሰረት ገይሮም ኣብ መንጎ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲታት ዝተልዓሉ ጎንፅታትን መጥቃዕትታን ህይወት ተምሃሮ ክቕዘፍን ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ክተኣጓጎልን ገይሮም።

0 Comments
0 Shares