• መንገዲ ኣየር ዩናይትድ ዓረብ ኤሚሬትስ፡ ብሓንቲ ቱኒዛዊት ጓል ኣንስተይቲ ራዕዳዊ መጥቃዕቲ ክፍጸም ይኽእል እዩ ብዝብል ስግኣት ንቱኒዛውያን ደቂ ኣነስትዮ ከሳፍር ከምዘይከኣለ ኣፍሊጡ።
    መንገዲ ኣየር ዩናይትድ ዓረብ ኤሚሬትስ፡ ብሓንቲ ቱኒዛዊት ጓል ኣንስተይቲ ራዕዳዊ መጥቃዕቲ ክፍጸም ይኽእል እዩ ብዝብል ስግኣት ንቱኒዛውያን ደቂ ኣነስትዮ ከሳፍር ከምዘይከኣለ ኣፍሊጡ።
    WWW.BBC.COM
    ስግኣት ራዕዲ፡ ጠንቂ ምክልባት ቱኒዛውያን ተጓዓዝቲ
    መንገዲ ኣየር ዩናይትድ ዓረብ ኤሚሬትስ፡ ብሓንቲ ቱኒዛዊት ጓል ኣንስተይቲ ራዕዳዊ መጥቃዕቲ ክፍጸም ይኽእል እዩ ብዝብል ስግኣት ንቱኒዛውያን ደቂ ኣነስትዮ ከሳፍር ከምዘይከኣለ ኣፍሊጡ።
    0 Comments 0 Shares
  • ካናዳ ኣብ ልዕሊ "ፀረ- ዲሞክራሲ" ዝኾነ መንግስቲ ቬንዝዋላ ፀቕጢ ምግባር ከም እትቕፅል ኣፍሊጣ።
    ካናዳ ኣብ ልዕሊ "ፀረ- ዲሞክራሲ" ዝኾነ መንግስቲ ቬንዝዋላ ፀቕጢ ምግባር ከም እትቕፅል ኣፍሊጣ።
    WWW.BBC.COM
    ካናዳ ንኣምባሳደር ቬንዝዋለ ኣባሪራ
    ካናዳ ኣብ ልዕሊ "ፀረ- ዲሞክራሲ" ዝኾነ መንግስቲ ቬንዝዋላ ፀቕጢ ምግባር ከም እትቕፅል ኣፍሊጣ።
    0 Comments 0 Shares
  • ቀዳማይ ሚኒስትር ኃይለማርያም ደሳለኝ፡ ኣብ ቤት-ፍርዲ ምስክርነት ንክህቡ፡ ዋላ እኳ እንተተፀውዑ፡ ሎሚ መዓልቲ ብዘይምቕራቦም ግና ፡ ብፖሊስ ተታሒዞም ንክቐርቡ ሕቶ ቀሪቡ።
    ቀዳማይ ሚኒስትር ኃይለማርያም ደሳለኝ፡ ኣብ ቤት-ፍርዲ ምስክርነት ንክህቡ፡ ዋላ እኳ እንተተፀውዑ፡ ሎሚ መዓልቲ ብዘይምቕራቦም ግና ፡ ብፖሊስ ተታሒዞም ንክቐርቡ ሕቶ ቀሪቡ።
    WWW.BBC.COM
    ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ብግዲ ናብ ቤት-ፍርዲ ክቐርቡ ተሓቲቱ
    ቀዳማይ ሚኒስትር ኃይለማርያም ደሳለኝ፡ ኣብ ቤት-ፍርዲ ምስክርነት ንክህቡ፡ ዋላ እኳ እንተተፀውዑ፡ ሎሚ መዓልቲ ብዘይምቕራቦም ግና ፡ ብፖሊስ ተታሒዞም ንክቐርቡ ሕቶ ቀሪቡ።
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ ቀረባ ኣዋርሕ፡ ማሕበረ ቁጠባዉን ፖለቲካዉን ርክባት ዜጋታት ኢትዮጵያ ከሐርፍፉ ዝኽእሉ ጸገማት እናተፈጠሩ ጸኒሖም'ዮም። ብፍላይ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ እታ ሃገር ብሄር ተኮር መጥቃዕትታት ተፈፂሞም ብዙሓት ህይወቶም ስኢኖም ንብረት እውን ዓንዩ።
    ኣብ ቀረባ ኣዋርሕ፡ ማሕበረ ቁጠባዉን ፖለቲካዉን ርክባት ዜጋታት ኢትዮጵያ ከሐርፍፉ ዝኽእሉ ጸገማት እናተፈጠሩ ጸኒሖም'ዮም። ብፍላይ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ እታ ሃገር ብሄር ተኮር መጥቃዕትታት ተፈፂሞም ብዙሓት ህይወቶም ስኢኖም ንብረት እውን ዓንዩ።
    WWW.BBC.COM
    ጓሂ ተምሃሮን ወለድን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ
    ኣብ ቀረባ ኣዋርሕ፡ ማሕበረ ቁጠባዉን ፖለቲካዉን ርክባት ዜጋታት ኢትዮጵያ ከሐርፍፉ ዝኽእሉ ጸገማት እናተፈጠሩ ጸኒሖም'ዮም። ብፍላይ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ እታ ሃገር ብሄር ተኮር መጥቃዕትታት ተፈፂሞም ብዙሓት ህይወቶም ስኢኖም ንብረት እውን ዓንዩ።
    0 Comments 0 Shares
  • ህንፀት ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዯጵያ ስዒቡ፡ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዯጵያን ግብፅን ተደጋጋሚ ዘተታትን ዑደታትን ዋላ እኳ እንተተኻየዱ፡ ዛጊድ ግና ኣብ ዳርቻ ኣይበፅሑን። ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ግብፂ ሳሚ ሹክሪ ሓድሽ እማመ ሒዞም ከምዝመፁ ገሊፆም።
    ህንፀት ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዯጵያ ስዒቡ፡ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዯጵያን ግብፅን ተደጋጋሚ ዘተታትን ዑደታትን ዋላ እኳ እንተተኻየዱ፡ ዛጊድ ግና ኣብ ዳርቻ ኣይበፅሑን። ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ግብፂ ሳሚ ሹክሪ ሓድሽ እማመ ሒዞም ከምዝመፁ ገሊፆም።
    WWW.BBC.COM
    ግብፂ ኣብ ዙርያ ግድብ ህዳሰ ንኢትዮጵያ ሓድሽ እማመ ኣቕሪባ
    ህንፀት ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዯጵያ ስዒቡ፡ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዯጵያን ግብፅን ተደጋጋሚ ዘተታትን ዑደታትን ዋላ እኳ እንተተኻየዱ፡ ዛጊድ ግና ኣብ ዳርቻ ኣይበፅሑን። ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ግብፂ ሳሚ ሹክሪ ሓድሽ እማመ ሒዞም ከምዝመፁ ገሊፆም።
    0 Comments 0 Shares
  • ''ጸረ-ዲሞክራሲ በሆነው'' የፕሬዝዳንት ማዱሮ መንግሥት ላይ ጫና ማሳደሯን እንደምትቀጥል ካናዳ አስታውቃለች።
    ''ጸረ-ዲሞክራሲ በሆነው'' የፕሬዝዳንት ማዱሮ መንግሥት ላይ ጫና ማሳደሯን እንደምትቀጥል ካናዳ አስታውቃለች።
    WWW.BBC.COM
    ካናዳ የቬንዝዌላን አምባሳደር አባረረች
    ''ጸረ-ዲሞክራሲ በሆነው'' የፕሬዝዳንት ማዱሮ መንግሥት ላይ ጫና ማሳደሯን እንደምትቀጥል ካናዳ አስታውቃለች።
    0 Comments 0 Shares
  • የቢቢሲ ስፖርቱ ማርክ ላውረንሰን የእንግሊዝ ፕሪሚዬር ሊግ የበዓል ማግስት መርሃ ግብሮችን ግምት እንዲህ አስቀምጧል። እስቲ እርስዎም ይሞክሩት!
    የቢቢሲ ስፖርቱ ማርክ ላውረንሰን የእንግሊዝ ፕሪሚዬር ሊግ የበዓል ማግስት መርሃ ግብሮችን ግምት እንዲህ አስቀምጧል። እስቲ እርስዎም ይሞክሩት!
    WWW.BBC.COM
    'የቦክሲንግ ዴይ' ግምቶች
    የቢቢሲ ስፖርቱ ማርክ ላውረንሰን የእንግሊዝ ፕሪሚዬር ሊግ የበዓል ማግስት መርሃ ግብሮችን ግምት እንዲህ አስቀምጧል። እስቲ እርስዎም ይሞክሩት!
    0 Comments 0 Shares
  • ባህር ሃይሉ ከቅርብ ጊዜ ወዲህ ሩሲያ መርከቦች የእንግሊዝን የውሃ ክልል መጣስ መጀመራቸውንም ገልጿል።
    ባህር ሃይሉ ከቅርብ ጊዜ ወዲህ ሩሲያ መርከቦች የእንግሊዝን የውሃ ክልል መጣስ መጀመራቸውንም ገልጿል።
    WWW.BBC.COM
    እንግሊዝ የሩሲያ ጦር መርከቦች የውሃ ክልሌን እየተጠጉ ነው አለች
    ባህር ሃይሉ ከቅርብ ጊዜ ወዲህ ሩሲያ መርከቦች የእንግሊዝን የውሃ ክልል መጣስ መጀመራቸውንም ገልጿል።
    0 Comments 0 Shares