• ተመራመርቲ ስነ ዘራእቲ ንውሕስነት መግቢ ኣብ ሓደጋ ኣውዲቑ ዘሎ፡ ንስርናይ ዘጥቅዕ ሕማም ዝፍውስ መድሃኒት ንምምሃዝ ኣብ ዝገብርዎ ጻዕሪ ዓቢ ስጉምቲ ንቕድሚት ከምዝሰጎሙ ኣፍሊጦም።
    ተመራመርቲ ስነ ዘራእቲ ንውሕስነት መግቢ ኣብ ሓደጋ ኣውዲቑ ዘሎ፡ ንስርናይ ዘጥቅዕ ሕማም ዝፍውስ መድሃኒት ንምምሃዝ ኣብ ዝገብርዎ ጻዕሪ ዓቢ ስጉምቲ ንቕድሚት ከምዝሰጎሙ ኣፍሊጦም።
    WWW.BBC.COM
    መድሃኒት ስርናይ ዘጥቅዕ ቀታሊ ሕማም ተረኺቡ
    ተመራመርቲ ስነ ዘራእቲ ንውሕስነት መግቢ ኣብ ሓደጋ ኣውዲቑ ዘሎ፡ ንስርናይ ዘጥቅዕ ሕማም ዝፍውስ መድሃኒት ንምምሃዝ ኣብ ዝገብርዎ ጻዕሪ ዓቢ ስጉምቲ ንቕድሚት ከምዝሰጎሙ ኣፍሊጦም።
    0 Comments 0 Shares
  • ሓይሊ ባሕሪ ብሪጣንያ፡ መራኽብ ኲናት ሩስያ ኣብዚ ቀረባ እዋን ንማያዊ ግዝኣት ብሪጣንያ ይጥሕሳ ብምህላወን ነቲ ተግባራት ከምዘይጻወሮ ገሊጹ።
    ሓይሊ ባሕሪ ብሪጣንያ፡ መራኽብ ኲናት ሩስያ ኣብዚ ቀረባ እዋን ንማያዊ ግዝኣት ብሪጣንያ ይጥሕሳ ብምህላወን ነቲ ተግባራት ከምዘይጻወሮ ገሊጹ።
    WWW.BBC.COM
    ብሪጣንያ፡ መራኽብ ኲናት ሩስያ ኣብ ማያዊ ግዝኣታ ብምስላለን ወቒሳ
    ሓይሊ ባሕሪ ብሪጣንያ፡ መራኽብ ኲናት ሩስያ ኣብዚ ቀረባ እዋን ንማያዊ ግዝኣት ብሪጣንያ ይጥሕሳ ብምህላወን ነቲ ተግባራት ከምዘይጻወሮ ገሊጹ።
    0 Comments 0 Shares
  • መንገዲ ኣየር ዩናይትድ ዓረብ ኤሚሬትስ፡ ብሓንቲ ቱኒዛዊት ጓል ኣንስተይቲ ራዕዳዊ መጥቃዕቲ ክፍጸም ይኽእል እዩ ብዝብል ስግኣት ንቱኒዛውያን ደቂ ኣነስትዮ ከሳፍር ከምዘይከኣለ ኣፍሊጡ።
    መንገዲ ኣየር ዩናይትድ ዓረብ ኤሚሬትስ፡ ብሓንቲ ቱኒዛዊት ጓል ኣንስተይቲ ራዕዳዊ መጥቃዕቲ ክፍጸም ይኽእል እዩ ብዝብል ስግኣት ንቱኒዛውያን ደቂ ኣነስትዮ ከሳፍር ከምዘይከኣለ ኣፍሊጡ።
    WWW.BBC.COM
    ስግኣት ራዕዲ፡ ጠንቂ ምክልባት ቱኒዛውያን ተጓዓዝቲ
    መንገዲ ኣየር ዩናይትድ ዓረብ ኤሚሬትስ፡ ብሓንቲ ቱኒዛዊት ጓል ኣንስተይቲ ራዕዳዊ መጥቃዕቲ ክፍጸም ይኽእል እዩ ብዝብል ስግኣት ንቱኒዛውያን ደቂ ኣነስትዮ ከሳፍር ከምዘይከኣለ ኣፍሊጡ።
    0 Comments 0 Shares
  • ካናዳ ኣብ ልዕሊ "ፀረ- ዲሞክራሲ" ዝኾነ መንግስቲ ቬንዝዋላ ፀቕጢ ምግባር ከም እትቕፅል ኣፍሊጣ።
    ካናዳ ኣብ ልዕሊ "ፀረ- ዲሞክራሲ" ዝኾነ መንግስቲ ቬንዝዋላ ፀቕጢ ምግባር ከም እትቕፅል ኣፍሊጣ።
    WWW.BBC.COM
    ካናዳ ንኣምባሳደር ቬንዝዋለ ኣባሪራ
    ካናዳ ኣብ ልዕሊ "ፀረ- ዲሞክራሲ" ዝኾነ መንግስቲ ቬንዝዋላ ፀቕጢ ምግባር ከም እትቕፅል ኣፍሊጣ።
    0 Comments 0 Shares
  • ቀዳማይ ሚኒስትር ኃይለማርያም ደሳለኝ፡ ኣብ ቤት-ፍርዲ ምስክርነት ንክህቡ፡ ዋላ እኳ እንተተፀውዑ፡ ሎሚ መዓልቲ ብዘይምቕራቦም ግና ፡ ብፖሊስ ተታሒዞም ንክቐርቡ ሕቶ ቀሪቡ።
    ቀዳማይ ሚኒስትር ኃይለማርያም ደሳለኝ፡ ኣብ ቤት-ፍርዲ ምስክርነት ንክህቡ፡ ዋላ እኳ እንተተፀውዑ፡ ሎሚ መዓልቲ ብዘይምቕራቦም ግና ፡ ብፖሊስ ተታሒዞም ንክቐርቡ ሕቶ ቀሪቡ።
    WWW.BBC.COM
    ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ብግዲ ናብ ቤት-ፍርዲ ክቐርቡ ተሓቲቱ
    ቀዳማይ ሚኒስትር ኃይለማርያም ደሳለኝ፡ ኣብ ቤት-ፍርዲ ምስክርነት ንክህቡ፡ ዋላ እኳ እንተተፀውዑ፡ ሎሚ መዓልቲ ብዘይምቕራቦም ግና ፡ ብፖሊስ ተታሒዞም ንክቐርቡ ሕቶ ቀሪቡ።
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ ቀረባ ኣዋርሕ፡ ማሕበረ ቁጠባዉን ፖለቲካዉን ርክባት ዜጋታት ኢትዮጵያ ከሐርፍፉ ዝኽእሉ ጸገማት እናተፈጠሩ ጸኒሖም'ዮም። ብፍላይ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ እታ ሃገር ብሄር ተኮር መጥቃዕትታት ተፈፂሞም ብዙሓት ህይወቶም ስኢኖም ንብረት እውን ዓንዩ።
    ኣብ ቀረባ ኣዋርሕ፡ ማሕበረ ቁጠባዉን ፖለቲካዉን ርክባት ዜጋታት ኢትዮጵያ ከሐርፍፉ ዝኽእሉ ጸገማት እናተፈጠሩ ጸኒሖም'ዮም። ብፍላይ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ እታ ሃገር ብሄር ተኮር መጥቃዕትታት ተፈፂሞም ብዙሓት ህይወቶም ስኢኖም ንብረት እውን ዓንዩ።
    WWW.BBC.COM
    ጓሂ ተምሃሮን ወለድን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ
    ኣብ ቀረባ ኣዋርሕ፡ ማሕበረ ቁጠባዉን ፖለቲካዉን ርክባት ዜጋታት ኢትዮጵያ ከሐርፍፉ ዝኽእሉ ጸገማት እናተፈጠሩ ጸኒሖም'ዮም። ብፍላይ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ እታ ሃገር ብሄር ተኮር መጥቃዕትታት ተፈፂሞም ብዙሓት ህይወቶም ስኢኖም ንብረት እውን ዓንዩ።
    0 Comments 0 Shares
  • ህንፀት ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዯጵያ ስዒቡ፡ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዯጵያን ግብፅን ተደጋጋሚ ዘተታትን ዑደታትን ዋላ እኳ እንተተኻየዱ፡ ዛጊድ ግና ኣብ ዳርቻ ኣይበፅሑን። ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ግብፂ ሳሚ ሹክሪ ሓድሽ እማመ ሒዞም ከምዝመፁ ገሊፆም።
    ህንፀት ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዯጵያ ስዒቡ፡ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዯጵያን ግብፅን ተደጋጋሚ ዘተታትን ዑደታትን ዋላ እኳ እንተተኻየዱ፡ ዛጊድ ግና ኣብ ዳርቻ ኣይበፅሑን። ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ግብፂ ሳሚ ሹክሪ ሓድሽ እማመ ሒዞም ከምዝመፁ ገሊፆም።
    WWW.BBC.COM
    ግብፂ ኣብ ዙርያ ግድብ ህዳሰ ንኢትዮጵያ ሓድሽ እማመ ኣቕሪባ
    ህንፀት ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዯጵያ ስዒቡ፡ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዯጵያን ግብፅን ተደጋጋሚ ዘተታትን ዑደታትን ዋላ እኳ እንተተኻየዱ፡ ዛጊድ ግና ኣብ ዳርቻ ኣይበፅሑን። ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ግብፂ ሳሚ ሹክሪ ሓድሽ እማመ ሒዞም ከምዝመፁ ገሊፆም።
    0 Comments 0 Shares
  • ''ጸረ-ዲሞክራሲ በሆነው'' የፕሬዝዳንት ማዱሮ መንግሥት ላይ ጫና ማሳደሯን እንደምትቀጥል ካናዳ አስታውቃለች።
    ''ጸረ-ዲሞክራሲ በሆነው'' የፕሬዝዳንት ማዱሮ መንግሥት ላይ ጫና ማሳደሯን እንደምትቀጥል ካናዳ አስታውቃለች።
    WWW.BBC.COM
    ካናዳ የቬንዝዌላን አምባሳደር አባረረች
    ''ጸረ-ዲሞክራሲ በሆነው'' የፕሬዝዳንት ማዱሮ መንግሥት ላይ ጫና ማሳደሯን እንደምትቀጥል ካናዳ አስታውቃለች።
    0 Comments 0 Shares