0 Comments
0 Shares
Directory
-
Please log in to like, share and comment!
-
WWW.BBC.COMመትከል ኣልቦ ርክብ እንታይ ማለት'ዩ?ን 17 መዓልታት ደሕሪ ዝተኻየደ ዕጹዉ ገምጋም ኮሚቴ ፈጻሚት ስራሕ ኢህወዴግ፡ እዋናዊ ኩነታት እታ ሃገር ዘገናዘበ ኣይኾነን ዝብል ተቓዉሞ ይገጥሞ ኣሎ። እንተኾነ ግና፡ ናይዋዛ መግለጺ ኣይኮነን ዝብሉ ተንተንቲ ተግባራዊ ዝኸዉን እንተድኣ ኮይኑ መሰረታዊ ለዉጢ ከምጽእ ይክእል'ዩ ይብሉ።0 Comments 0 Shares
-
WWW.BBC.COMኣብ ቀይዲ ቦኮሓራም ዝነበሩ 700 ሰባት ኣምሊጦምኣብ ቀረባ ዝተኻየደ ፍልም፡ 700 ኣብ ኢድ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ዝነበሩ ሰባት ምንጋፍ ተኻኢሉ።0 Comments 0 Shares
-
WWW.BBC.COMቻይና ንግዲ ስኒ ሓርማዝ ኣጊዳቻይና ሓንቲ ካብተን ዝዓበያ ዕዳጋ ስኒ ሓርማዝ ኮይና'ኳ እንተጸንሐት፡ ካብ 2018 ጀሚሩ ግን መሸጣን ስኒ ሓርማዝ ይኹን ውጽኢታቱ ኣብታ ሃገር ተኣጊዱ'ሎ። ብዙሕ ህዝባዊ ደገፍ ነቲ ናይ ቻይና እገዳ'ኳ እንተሎ፡ እቲ እገዳ ኣብ ተግባር ምውዓሉ ሕጽረት ኣፍልጦ ስለዘሎ ግን ቀጻሊ ኣስተምህሮ ክህሉ ሚስተር ኩማህ ተላብዩ።0 Comments 0 Shares
-
WWW.BBC.COMደቡብ ኮርያ ምስ ሰሜን ኮርያ ክትዛተ ትደሊደቡብ ኮርያ ኣብዚ ጉዳይ ክትዛተ ሕቶ ዘቕረበት፡ ሰሜን ኮርያ ናብ ጸወታ ኦሎምፒክ ተሳተፍቲ ክትልእኽ ከምትኽእል ድሕሪ ምግላጻ'ዩ።0 Comments 0 Shares
-
WWW.BBC.COM"ጥበብ ናይ ኣተሓሳስባ ኢንቨስትመንት'ዩ""መንእሰይ ጅግና ልምዓት" ተባሂላ ሽልማት ሜዳሊያ ተቐቢላ እያ። ኣብ ዘፈራት ስነ ጥበብ፣ ስራሕቲ ኢደ ጥበብን ስእልን ብምንጣፍ ኣብ ዕብየት እቲ ዓዉዲ እጃማ ተበርክት ኣላ፡ ንእስቲ ራሄል ብሉጽ።0 Comments 0 Shares
-
-
WWW.BBC.COMMormii Kongootti taasifameen lammiileen ajjeefamanAkka eegddoonni nageenyaa motummoota gamtoomanii himeetti, humnootiin nageenyaa yoo xinnaate namoota torba ajjeesaniiru.0 Comments 0 Shares