WWW.BBC.COM
ደቡብ ኮርያ ምስ ሰሜን ኮርያ ክትዛተ ትደሊ
ደቡብ ኮርያ ኣብዚ ጉዳይ ክትዛተ ሕቶ ዘቕረበት፡ ሰሜን ኮርያ ናብ ጸወታ ኦሎምፒክ ተሳተፍቲ ክትልእኽ ከምትኽእል ድሕሪ ምግላጻ'ዩ።
0 Comments 0 Shares