ብምኽንያት ወሰኽ ዋጋ ባኒ ኣብ ሱዳን ዝተኸስተ ሰላማዊ ሰልፊ ንራብዓይ መዓልቲ ከምዝቐጸለ ተፈሊጡ። ኣብቲ ትማሊ ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ምስ ፖሊስ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ሓደ ተማሃራይ ሞይቱ ኣሎ።

0 Comments
0 Shares