መንግስቲ እስራኤል ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ኣፍሪቃዉያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ወይ ከኣ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ክሰጎም እየ ምባሉ ብዙሓት ስደተኛታት ኣሻቒሉ። ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰል እቲ ስጉምቲ ንህይወት ስደተኛታት ኣብ ሓደጋ ዘእቱን ኢ-ሰብኣዉን'ዩ ክብሉ ድማ ኮኒኖም።

0 Comments
0 Shares