• ምዕራባውያን ፀሓፍቲ ታሪኽን ተመራመርትን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝሃብዎ ርኢቶ። እዞም ፀሓፍትን ተመራመርትን ንጉዳያት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብቐረባ ዝከታተሉን ዝፀሓፉን ስሙያት ሰባት እዮም።
    ምዕራባውያን ፀሓፍቲ ታሪኽን ተመራመርትን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝሃብዎ ርኢቶ። እዞም ፀሓፍትን ተመራመርትን ንጉዳያት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብቐረባ ዝከታተሉን ዝፀሓፉን ስሙያት ሰባት እዮም።
    WWW.BBC.COM
    "እቲ ናይ ሰላም ተበግሶ ብናይ ሓደ ሰብ ጻዕሪ ጥራይ ኣይኰነን ተኸሲቱ"
    ምዕራባውያን ፀሓፍቲ ታሪኽን ተመራመርትን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝሃብዎ ርኢቶ። እዞም ፀሓፍትን ተመራመርትን ንጉዳያት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብቐረባ ዝከታተሉን ዝፀሓፉን ስሙያት ሰባት እዮም።
    0 Comments 0 Shares
  • ሎሚ መዓልቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ላዕለዎት ልኡኻት ኤርትራ ብምቕባል፡ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ እንግዶት ድራር ዝገበሩ እንትኾኑ፡ ኣብ ጉዳይ ሰላም ክልቲአን ሃገራት ድማ መግለፂ ሂቦም።
    ሎሚ መዓልቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ላዕለዎት ልኡኻት ኤርትራ ብምቕባል፡ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ እንግዶት ድራር ዝገበሩ እንትኾኑ፡ ኣብ ጉዳይ ሰላም ክልቲአን ሃገራት ድማ መግለፂ ሂቦም።
    WWW.BBC.COM
    መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ በረራ ክጅምር እዩ፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ
    ሎሚ መዓልቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ላዕለዎት ልኡኻት ኤርትራ ብምቕባል፡ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ እንግዶት ድራር ዝገበሩ እንትኾኑ፡ ኣብ ጉዳይ ሰላም ክልቲአን ሃገራት ድማ መግለፂ ሂቦም።
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት ባቲ፣ ከሚሴን ሮቢትን ካብቲ ዝሓለፈ ቀዳም ንቀዳማይ ሚኒሰትር ኣብይ ድጋፍ ንምሃብ ብዝወፀ ሰልፈኛ ዝጀመሮ ብሄር ተኮር መጥቃዕቲ ይበጽሖም ከምዘሎ ተወለድቲ ትግራይ ይዛረቡ።
    ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት ባቲ፣ ከሚሴን ሮቢትን ካብቲ ዝሓለፈ ቀዳም ንቀዳማይ ሚኒሰትር ኣብይ ድጋፍ ንምሃብ ብዝወፀ ሰልፈኛ ዝጀመሮ ብሄር ተኮር መጥቃዕቲ ይበጽሖም ከምዘሎ ተወለድቲ ትግራይ ይዛረቡ።
    WWW.BBC.COM
    ኣብ ባቲ ብሄር ተኮር መጥቃዕቲ ይበፅሖም ከምዘሎ ግዳያት ይዛረቡ
    ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት ባቲ፣ ከሚሴን ሮቢትን ካብቲ ዝሓለፈ ቀዳም ንቀዳማይ ሚኒሰትር ኣብይ ድጋፍ ንምሃብ ብዝወፀ ሰልፈኛ ዝጀመሮ ብሄር ተኮር መጥቃዕቲ ይበጽሖም ከምዘሎ ተወለድቲ ትግራይ ይዛረቡ።
    0 Comments 0 Shares
  • ኤመርሰመን ምናንግዋ በዓልቲ ቤት ሮበርት ሙጋቤ ንዝኾና ግሬስ ዝድግፍ ዝነበረ ፖለቲካዊ ሓይሊ ብድሕሪ እቲ ብቐዳም ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ከምዘሎ ከምዝጥርጥሩ ገሊፆም።
    ኤመርሰመን ምናንግዋ በዓልቲ ቤት ሮበርት ሙጋቤ ንዝኾና ግሬስ ዝድግፍ ዝነበረ ፖለቲካዊ ሓይሊ ብድሕሪ እቲ ብቐዳም ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ከምዘሎ ከምዝጥርጥሩ ገሊፆም።
    WWW.BBC.COM
    መጥቃዕቲ ዚምባብወ 'ፖለቲካዊ ተበግሶ' ከምዝነበሮ ተገሊፁ
    ኤመርሰመን ምናንግዋ በዓልቲ ቤት ሮበርት ሙጋቤ ንዝኾና ግሬስ ዝድግፍ ዝነበረ ፖለቲካዊ ሓይሊ ብድሕሪ እቲ ብቐዳም ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ከምዘሎ ከምዝጥርጥሩ ገሊፆም።
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ ልዕሊኣ ፆታዊ ዓመፅ ንዘብፀሐ ሰብኣያ ብምቕታላ ሞት ተፈሪድዋ ዝነበረት ኑራ ሑሴን እቲ ብይን ተሰሪዙላ። እቲ ኣብ ልዕሊኣ ተፈሪዱ ዝነበረ ፍርዲ ንብዙሓት ዘቖጠዐን ዘሕዘነን ኮይኑ ፀኒሑ'ዩ።
    ኣብ ልዕሊኣ ፆታዊ ዓመፅ ንዘብፀሐ ሰብኣያ ብምቕታላ ሞት ተፈሪድዋ ዝነበረት ኑራ ሑሴን እቲ ብይን ተሰሪዙላ። እቲ ኣብ ልዕሊኣ ተፈሪዱ ዝነበረ ፍርዲ ንብዙሓት ዘቖጠዐን ዘሕዘነን ኮይኑ ፀኒሑ'ዩ።
    WWW.BBC.COM
    ፍርዲ ሞት ኑራ ሑሴን ተሰሪዙ
    ኣብ ልዕሊኣ ፆታዊ ዓመፅ ንዘብፀሐ ሰብኣያ ብምቕታላ ሞት ተፈሪድዋ ዝነበረት ኑራ ሑሴን እቲ ብይን ተሰሪዙላ። እቲ ኣብ ልዕሊኣ ተፈሪዱ ዝነበረ ፍርዲ ንብዙሓት ዘቖጠዐን ዘሕዘነን ኮይኑ ፀኒሑ'ዩ።
    0 Comments 0 Shares
  • እቶም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ ክሰማምዑ ዘይከኣሉ ቀንዲ ተቐናቐንቲ ግጭት ዱቡብ ሱዳን፡ ሎሚ ኣብ ካርቱም ሱዳን ክዛተዩ ድሕሪ ምቕናይ፡ ኣብ ገለ ስምምዕ ከም ዝበጽሑ ኣፍሊጦም።
    እቶም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ ክሰማምዑ ዘይከኣሉ ቀንዲ ተቐናቐንቲ ግጭት ዱቡብ ሱዳን፡ ሎሚ ኣብ ካርቱም ሱዳን ክዛተዩ ድሕሪ ምቕናይ፡ ኣብ ገለ ስምምዕ ከም ዝበጽሑ ኣፍሊጦም።
    WWW.BBC.COM
    መራሕቲ ደብብ ሱዳን ኣብ 'ገለ' ጉዳያት ስምምዕ በጺሖም
    እቶም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ ክሰማምዑ ዘይከኣሉ ቀንዲ ተቐናቐንቲ ግጭት ዱቡብ ሱዳን፡ ሎሚ ኣብ ካርቱም ሱዳን ክዛተዩ ድሕሪ ምቕናይ፡ ኣብ ገለ ስምምዕ ከም ዝበጽሑ ኣፍሊጦም።
    0 Comments 0 Shares
  • ትናንትና ምሳ ሰአት አካባቢ በኤርትራ የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ኦስማን ሳልሕና የፕሬዝዳንቱ አማካሪ በሆኑት የማነ ገብረ አብ የሚመራው ከፍተኛ የልዑካን ቡድን አዲስ አበባ ከገቡ በኋላ በብሔራዊ ቤተመንግስት የእራት ግብዣ ተደርጎላቸዋል።
    ትናንትና ምሳ ሰአት አካባቢ በኤርትራ የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ኦስማን ሳልሕና የፕሬዝዳንቱ አማካሪ በሆኑት የማነ ገብረ አብ የሚመራው ከፍተኛ የልዑካን ቡድን አዲስ አበባ ከገቡ በኋላ በብሔራዊ ቤተመንግስት የእራት ግብዣ ተደርጎላቸዋል።
    WWW.BBC.COM
    ኢትዮጵያና ኤርትራ፦ ከእራት በኋላ ምን ተወራ?
    ትናንትና ምሳ ሰአት አካባቢ በኤርትራ የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ኦስማን ሳልሕና የፕሬዝዳንቱ አማካሪ በሆኑት የማነ ገብረ አብ የሚመራው ከፍተኛ የልዑካን ቡድን አዲስ አበባ ከገቡ በኋላ በብሔራዊ ቤተመንግስት የእራት ግብዣ ተደርጎላቸዋል።
    0 Comments 0 Shares
  • ጠቅላይ ሚኒስትሩ የኢትዮጵያ አየር መንገድ ወደ አስመራ በረራ እንደሚጀምር የተናገሩት በብሔራዊ ቤተ-መንግሥት ከኤርትራ ልዑካን ጋር በጋራ በሰጡት መግለጫ ነው።
    ጠቅላይ ሚኒስትሩ የኢትዮጵያ አየር መንገድ ወደ አስመራ በረራ እንደሚጀምር የተናገሩት በብሔራዊ ቤተ-መንግሥት ከኤርትራ ልዑካን ጋር በጋራ በሰጡት መግለጫ ነው።
    WWW.BBC.COM
    የኢትዮጵያ አየር መንገድ ወደ አስመራ
    ጠቅላይ ሚኒስትሩ የኢትዮጵያ አየር መንገድ ወደ አስመራ በረራ እንደሚጀምር የተናገሩት በብሔራዊ ቤተ-መንግሥት ከኤርትራ ልዑካን ጋር በጋራ በሰጡት መግለጫ ነው።
    0 Comments 0 Shares