This Websites for the support of the people of Tigray and for the various ideas on the human and democratic rights of all Ethiopian nationalities.The heroism of the TPLF, the TPLF is a real and heroic party built by political elites who will not betray the country and sell it to the enemy.
the equality of the Ethiopian people has always been a victory for the TPLF and the people of Tigray.  Therefore, we will only distribute the TPLF's contribution to the country to our people. We will discuss various realities of the people of Tigray as well as the heroism of Tigray and the positive issues we need to support for our government in Tigray.  
Subscribe Now & Join Sign Up For Our App And Website Too !

Sign Up For Our App And Website Too !! 

www.woyanaytigrayan.com
Social Links
Search
Recent Updates
  • Love
    1
    0 Comments 0 Shares
  • Love
    1
    0 Comments 0 Shares
  • Like
    1
    0 Comments 0 Shares
  • Love
    1
    0 Comments 0 Shares
  • THE GOVERNMENT OF TIGRAY
    THE GOVERNMENT OF TIGRAY
    Love
    1
    0 Comments 0 Shares
  • Love
    1
    0 Comments 0 Shares
  • THE GOVERNMENT OF TIGRAY
    THE GOVERNMENT OF TIGRAY
    Love
    1
    0 Comments 0 Shares
  • ጀግናው ታጋይ አቶ ጌታቸው ረዳ-HEROISM Mr. GETACHEW REDA
    ጀግናው ታጋይ አቶ ጌታቸው ረዳ-HEROISM Mr. GETACHEW REDA
    0 Comments 0 Shares
  • ጀግናው የትግራይ መከላከያ ሰራዊት
    ጀግናው የትግራይ መከላከያ ሰራዊት
    Love
    1
    0 Comments 0 Shares
  • ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣለና፡ ብኹለመዳይ

    (Getachew Aregawi/Wurayna
    ካብ ቕድመ ግንባር)

    ትማሊታት እቲ ናይ ደብዳብ ዜና ምስተሰርሐ ብዙሕ ወገን ተሰኪፉ (ካብ ሓልዮት ዝብገስ ስኽፍታ) ሪአ። ፀላኢ ሰፊሕ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ የካይድ ኣሎ ማለት ግድን ዒላማ ይወቅዕ ኣሎ ማለት ኣይኮነንን። ኩሉ ግዜ ደብዳባቱ ፍሹላት እዮም እኮ። ድሮን እንትብሃል ካብቲ ናይ መጀመርታ ዘጋጠመና ብምብጋስ ይመስለኒ መብዛሕትና ንሻቐል። ግን እኮ፡ ሓደ ፀላኢ እንተደለየ ዋላ ንሕና ኣብቲ ዝሓለፈ ሕዳር ዝነበርናዮ ቁመና ኣይኮናን ዘለና፡ ብዙሕ ርሕቕት ንቕድሚት ከይድና ኣለና፥ ካልኣይ ፀላኢ ሽዑ ዝነበሮ ዓቕምን ሐዚ ዘለዎን ሓደ ኣይኮነን።

    ብዚ ምኽንያት እዚታት በዝሒ ተኽስን ደብዳብን እንተካየደ ሃፍቲ እታ ሃገር ካብ ምብኻን ዝሓለፈ እዙይ ዝብሃል መጥቃዕቲ ኣብ ልዕለይና ኣየስዕብን ዘሎ። በዝሒ ደብዳብ የካይድ እምበር ህዝቡን መሬቱን ካብ ምቕጥቃጥ ወፃእ እዙይ ዝብሃል 'ታርጌት' ኣይወቅዕን ዘሎ።

    ኣብተን ደብዳብ ብፃዕቒ ይካየደለን ኣሎ ዝተብሃላ ቦታታት ዘሎ ነገር ከፅንዕ ፈቲነ፡ ዋላ ሓንቲ ንወገን ዘሰክፍ ነገር ከምዘየለ ኣረጋጊፀ ኣለኹ። ፀላኢ ብሰማይን ብምድርን ንኸጥቅዕ ዝገበሮን ክገብሮ ዝፍትን ዘሎ ሃንደፍደፍ ግን ንወገን ኣብ ሓፂር ግዜ ተዓፃፀፍቲ ዓወታት ከመዝግብን ሓደሽቲ ዓቕምታት ክውስኽን ካብ ምምችቻው ወፃእ ካሊእ ትርጉም ከምዘይብሉ ምርኣይ ጀሚርና ኣለና።

    ብጠቕላላ ቑመና ሓየት ሰራዊትት ትግራይ ከምትተኣማመኑ ርግፀኛ እየ። ክትሰግኡን ሓልዮትኩም ብሻቕሎት ክትገልፁን እውን ባህርያዊ እዩ። ግን ክኣ እቲ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ ምንም ዘስግእ ይኹን ዘሰክፍ ነገር የብሉን ብሓቂ።

    ስቓይ ህዝብና ክሓፅር፡ ዕድመ ፀላእትና ክሓፅር ኣለዎ። ክንገብራ ኢና!!

    ትግራይ ትስዕር!!
    #ወፍሪ_ፀሓይ_ብራቅ
    Digital Weyane ዲጂታል ወያነ
    ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣለና፡ ብኹለመዳይ (Getachew Aregawi/Wurayna ካብ ቕድመ ግንባር) ትማሊታት እቲ ናይ ደብዳብ ዜና ምስተሰርሐ ብዙሕ ወገን ተሰኪፉ (ካብ ሓልዮት ዝብገስ ስኽፍታ) ሪአ። ፀላኢ ሰፊሕ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ የካይድ ኣሎ ማለት ግድን ዒላማ ይወቅዕ ኣሎ ማለት ኣይኮነንን። ኩሉ ግዜ ደብዳባቱ ፍሹላት እዮም እኮ። ድሮን እንትብሃል ካብቲ ናይ መጀመርታ ዘጋጠመና ብምብጋስ ይመስለኒ መብዛሕትና ንሻቐል። ግን እኮ፡ ሓደ ፀላኢ እንተደለየ ዋላ ንሕና ኣብቲ ዝሓለፈ ሕዳር ዝነበርናዮ ቁመና ኣይኮናን ዘለና፡ ብዙሕ ርሕቕት ንቕድሚት ከይድና ኣለና፥ ካልኣይ ፀላኢ ሽዑ ዝነበሮ ዓቕምን ሐዚ ዘለዎን ሓደ ኣይኮነን። ብዚ ምኽንያት እዚታት በዝሒ ተኽስን ደብዳብን እንተካየደ ሃፍቲ እታ ሃገር ካብ ምብኻን ዝሓለፈ እዙይ ዝብሃል መጥቃዕቲ ኣብ ልዕለይና ኣየስዕብን ዘሎ። በዝሒ ደብዳብ የካይድ እምበር ህዝቡን መሬቱን ካብ ምቕጥቃጥ ወፃእ እዙይ ዝብሃል 'ታርጌት' ኣይወቅዕን ዘሎ። ኣብተን ደብዳብ ብፃዕቒ ይካየደለን ኣሎ ዝተብሃላ ቦታታት ዘሎ ነገር ከፅንዕ ፈቲነ፡ ዋላ ሓንቲ ንወገን ዘሰክፍ ነገር ከምዘየለ ኣረጋጊፀ ኣለኹ። ፀላኢ ብሰማይን ብምድርን ንኸጥቅዕ ዝገበሮን ክገብሮ ዝፍትን ዘሎ ሃንደፍደፍ ግን ንወገን ኣብ ሓፂር ግዜ ተዓፃፀፍቲ ዓወታት ከመዝግብን ሓደሽቲ ዓቕምታት ክውስኽን ካብ ምምችቻው ወፃእ ካሊእ ትርጉም ከምዘይብሉ ምርኣይ ጀሚርና ኣለና። ብጠቕላላ ቑመና ሓየት ሰራዊትት ትግራይ ከምትተኣማመኑ ርግፀኛ እየ። ክትሰግኡን ሓልዮትኩም ብሻቕሎት ክትገልፁን እውን ባህርያዊ እዩ። ግን ክኣ እቲ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ ምንም ዘስግእ ይኹን ዘሰክፍ ነገር የብሉን ብሓቂ። ስቓይ ህዝብና ክሓፅር፡ ዕድመ ፀላእትና ክሓፅር ኣለዎ። ክንገብራ ኢና!! ትግራይ ትስዕር!! #ወፍሪ_ፀሓይ_ብራቅ Digital Weyane ዲጂታል ወያነ
    0 Comments 0 Shares
  • ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣለና፡ ብኹለመዳይ (Getachew Aregawi/Wurayna ካብ ቕድመ ግንባር) ትማሊታት እቲ ናይ ደብዳብ ዜና ምስተሰርሐ ብዙሕ ወገን ተሰኪፉ (ካብ ሓልዮት ዝብገስ ስኽፍታ) ሪአ። ፀላኢ ሰፊሕ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ የካይድ ኣሎ ማለት ግድን ዒላማ ይወቅዕ ኣሎ ማለት ኣይኮነንን። ኩሉ ግዜ ደብዳባቱ ፍሹላት እዮም እኮ። ድሮን እንትብሃል ካብቲ ናይ መጀመርታ ዘጋጠመና ብምብጋስ ይመስለኒ መብዛሕትና ንሻቐል። ግን እኮ፡ ሓደ ፀላኢ እንተደለየ ዋላ ንሕና ኣብቲ ዝሓለፈ ሕዳር ዝነበርናዮ ቁመና ኣይኮናን ዘለና፡ ብዙሕ ርሕቕት ንቕድሚት ከይድና ኣለና፥ ካልኣይ ፀላኢ ሽዑ ዝነበሮ ዓቕምን ሐዚ ዘለዎን ሓደ ኣይኮነን። ብዚ ምኽንያት እዚታት በዝሒ ተኽስን ደብዳብን እንተካየደ ሃፍቲ እታ ሃገር ካብ ምብኻን ዝሓለፈ እዙይ ዝብሃል መጥቃዕቲ ኣብ ልዕለይና ኣየስዕብን ዘሎ። በዝሒ ደብዳብ የካይድ እምበር ህዝቡን መሬቱን ካብ ምቕጥቃጥ ወፃእ እዙይ ዝብሃል 'ታርጌት' ኣይወቅዕን ዘሎ። ኣብተን ደብዳብ ብፃዕቒ ይካየደለን ኣሎ ዝተብሃላ ቦታታት ዘሎ ነገር ከፅንዕ ፈቲነ፡ ዋላ ሓንቲ ንወገን ዘሰክፍ ነገር ከምዘየለ ኣረጋጊፀ ኣለኹ። ፀላኢ ብሰማይን ብምድርን ንኸጥቅዕ ዝገበሮን ክገብሮ ዝፍትን ዘሎ ሃንደፍደፍ ግን ንወገን ኣብ ሓፂር ግዜ ተዓፃፀፍቲ ዓወታት ከመዝግብን ሓደሽቲ ዓቕምታት ክውስኽን ካብ ምምችቻው ወፃእ ካሊእ ትርጉም ከምዘይብሉ ምርኣይ ጀሚርና ኣለና። ብጠቕላላ ቑመና ሓየት ሰራዊትት ትግራይ ከምትተኣማመኑ ርግፀኛ እየ። ክትሰግኡን ሓልዮትኩም ብሻቕሎት ክትገልፁን እውን ባህርያዊ እዩ። ግን ክኣ እቲ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ ምንም ዘስግእ ይኹን ዘሰክፍ ነገር የብሉን ብሓቂ። ስቓይ ህዝብና ክሓፅር፡ ዕድመ ፀላእትና ክሓፅር ኣለዎ። ክንገብራ ኢና!! ትግራይ ትስዕር!! #ወፍሪ_ፀሓይ_ብራቅ Digital Weyane ዲጂታል ወያነ
    ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣለና፡ ብኹለመዳይ (Getachew Aregawi/Wurayna ካብ ቕድመ ግንባር) ትማሊታት እቲ ናይ ደብዳብ ዜና ምስተሰርሐ ብዙሕ ወገን ተሰኪፉ (ካብ ሓልዮት ዝብገስ ስኽፍታ) ሪአ። ፀላኢ ሰፊሕ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ የካይድ ኣሎ ማለት ግድን ዒላማ ይወቅዕ ኣሎ ማለት ኣይኮነንን። ኩሉ ግዜ ደብዳባቱ ፍሹላት እዮም እኮ። ድሮን እንትብሃል ካብቲ ናይ መጀመርታ ዘጋጠመና ብምብጋስ ይመስለኒ መብዛሕትና ንሻቐል። ግን እኮ፡ ሓደ ፀላኢ እንተደለየ ዋላ ንሕና ኣብቲ ዝሓለፈ ሕዳር ዝነበርናዮ ቁመና ኣይኮናን ዘለና፡ ብዙሕ ርሕቕት ንቕድሚት ከይድና ኣለና፥ ካልኣይ ፀላኢ ሽዑ ዝነበሮ ዓቕምን ሐዚ ዘለዎን ሓደ ኣይኮነን። ብዚ ምኽንያት እዚታት በዝሒ ተኽስን ደብዳብን እንተካየደ ሃፍቲ እታ ሃገር ካብ ምብኻን ዝሓለፈ እዙይ ዝብሃል መጥቃዕቲ ኣብ ልዕለይና ኣየስዕብን ዘሎ። በዝሒ ደብዳብ የካይድ እምበር ህዝቡን መሬቱን ካብ ምቕጥቃጥ ወፃእ እዙይ ዝብሃል 'ታርጌት' ኣይወቅዕን ዘሎ። ኣብተን ደብዳብ ብፃዕቒ ይካየደለን ኣሎ ዝተብሃላ ቦታታት ዘሎ ነገር ከፅንዕ ፈቲነ፡ ዋላ ሓንቲ ንወገን ዘሰክፍ ነገር ከምዘየለ ኣረጋጊፀ ኣለኹ። ፀላኢ ብሰማይን ብምድርን ንኸጥቅዕ ዝገበሮን ክገብሮ ዝፍትን ዘሎ ሃንደፍደፍ ግን ንወገን ኣብ ሓፂር ግዜ ተዓፃፀፍቲ ዓወታት ከመዝግብን ሓደሽቲ ዓቕምታት ክውስኽን ካብ ምምችቻው ወፃእ ካሊእ ትርጉም ከምዘይብሉ ምርኣይ ጀሚርና ኣለና። ብጠቕላላ ቑመና ሓየት ሰራዊትት ትግራይ ከምትተኣማመኑ ርግፀኛ እየ። ክትሰግኡን ሓልዮትኩም ብሻቕሎት ክትገልፁን እውን ባህርያዊ እዩ። ግን ክኣ እቲ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ ምንም ዘስግእ ይኹን ዘሰክፍ ነገር የብሉን ብሓቂ። ስቓይ ህዝብና ክሓፅር፡ ዕድመ ፀላእትና ክሓፅር ኣለዎ። ክንገብራ ኢና!! ትግራይ ትስዕር!! #ወፍሪ_ፀሓይ_ብራቅ Digital Weyane ዲጂታል ወያነ
    0 Comments 0 Shares
  • ታጋይ ጌታቸው ረዳ (የትግራይ ሴትንራል ኮማንድ አባል) በ42ኛ ዓመት የድምፂ ወያነ ትግራይ የምስረታ በዓል _የብልፅግና ሰራዊት መቐለ እንደቋመጠ ይኖ
    ታጋይ ጌታቸው ረዳ (የትግራይ ሴትንራል ኮማንድ አባል) በ42ኛ ዓመት የድምፂ ወያነ ትግራይ የምስረታ በዓል _የብልፅግና ሰራዊት መቐለ እንደቋመጠ ይኖ
    0 Comments 0 Shares
More Stories