• Dantaan Oromiyaan Finfinnee irraa qabdu jalqaba abbaa dhimmichaa kan ta'ee ummata Oromootiin irratti mari'atamu kan qabumaaliif dura marii ummataatiif dhiyeessuun barbaachise laata?
    Dantaan Oromiyaan Finfinnee irraa qabdu jalqaba abbaa dhimmichaa kan ta'ee ummata Oromootiin irratti mari'atamu kan qabumaaliif dura marii ummataatiif dhiyeessuun barbaachise laata?
    WWW.BBC.COM
    Mariin ummataa dantaa Oromiyaan Finfinneerratti qabdurratti mari'achuuf ture hafe
    Dantaan Oromiyaan Finfinnee irraa qabdu jalqaba abbaa dhimmichaa kan ta'ee ummata Oromootiin irratti mari'atamu kan qabumaaliif dura marii ummataatiif dhiyeessuun barbaachise laata?
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ እዋን ቐዳማይ ኲናት ዓለም፡ ዝነበረ ምሽጢር ጥንታዊ ሓይሊ ባሕሪ ኣዉስትራሊያ ዝፈትሕ ኣለሻ ዝጠፍአት መርከብ ዉጽኢታዊ ኾይኑ።
    ኣብ እዋን ቐዳማይ ኲናት ዓለም፡ ዝነበረ ምሽጢር ጥንታዊ ሓይሊ ባሕሪ ኣዉስትራሊያ ዝፈትሕ ኣለሻ ዝጠፍአት መርከብ ዉጽኢታዊ ኾይኑ።
    WWW.BBC.COM
    መርከብ ዉግእ ኣዉስትራሊያ ድሕሪ 103 ዓመት ተረኺባ
    ኣብ እዋን ቐዳማይ ኲናት ዓለም፡ ዝነበረ ምሽጢር ጥንታዊ ሓይሊ ባሕሪ ኣዉስትራሊያ ዝፈትሕ ኣለሻ ዝጠፍአት መርከብ ዉጽኢታዊ ኾይኑ።
    0 Comments 0 Shares
  • ወተሃደራት ደቡብ ኮርያ ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ልዕሊ እቶም ንሓደ ዝኸድዐ ኣባሎም ዘናድዩ ዝነበሩ ወተሃደራት ሰሜን ኮርያ ናይ መጠንቀቕታ ተኹሲ ተኲሶምሎም።
    ወተሃደራት ደቡብ ኮርያ ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ልዕሊ እቶም ንሓደ ዝኸድዐ ኣባሎም ዘናድዩ ዝነበሩ ወተሃደራት ሰሜን ኮርያ ናይ መጠንቀቕታ ተኹሲ ተኲሶምሎም።
    WWW.BBC.COM
    ሓደ ወተሃደር ሰሜን ኮርያ ናብ ደቡብ ኮርያ ሰሊሙ
    ወተሃደራት ደቡብ ኮርያ ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ልዕሊ እቶም ንሓደ ዝኸድዐ ኣባሎም ዘናድዩ ዝነበሩ ወተሃደራት ሰሜን ኮርያ ናይ መጠንቀቕታ ተኹሲ ተኲሶምሎም።
    0 Comments 0 Shares
  • ሓዱሽ መራሒ ዉድብ ኤኤንሲ ራማፖሳ፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ቑጠባዊ ስግግር ከምዘምጽኡ ተዛሪቦም።
    ሓዱሽ መራሒ ዉድብ ኤኤንሲ ራማፖሳ፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ቑጠባዊ ስግግር ከምዘምጽኡ ተዛሪቦም።
    WWW.BBC.COM
    ራማፖሳ፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ግዕዝይና ክቃለስ'የ ኢሎም
    ሓዱሽ መራሒ ዉድብ ኤኤንሲ ራማፖሳ፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ቑጠባዊ ስግግር ከምዘምጽኡ ተዛሪቦም።
    0 Comments 0 Shares
  • እዚ ውሳነ ስዒቡ፡ ወዲ 73 ዓመት ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ንሻድሻይ ግዘ ክምረጹ ኣብ 2021 ኣብ ዝካየድ መረጻ ክሳተፉ'ዮም።
    እዚ ውሳነ ስዒቡ፡ ወዲ 73 ዓመት ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ንሻድሻይ ግዘ ክምረጹ ኣብ 2021 ኣብ ዝካየድ መረጻ ክሳተፉ'ዮም።
    WWW.BBC.COM
    ፓርላማ ኡጋንዳ ገደብ ዕድመ ፕረዝደንትነት ኣልዒሉ
    እዚ ውሳነ ስዒቡ፡ ወዲ 73 ዓመት ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ንሻድሻይ ግዘ ክምረጹ ኣብ 2021 ኣብ ዝካየድ መረጻ ክሳተፉ'ዮም።
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ መዋሰንቲ ከባቢታት ክልላት ሶማሌ ኢትዮጵያን ኦሮሚያን ብዝተፈጠረ ጎንጺ ዝተመዛበሉ ሰባት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ክሰፍሩ ምድላዉ ተወጊኑ።
    ኣብ መዋሰንቲ ከባቢታት ክልላት ሶማሌ ኢትዮጵያን ኦሮሚያን ብዝተፈጠረ ጎንጺ ዝተመዛበሉ ሰባት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ክሰፍሩ ምድላዉ ተወጊኑ።
    WWW.BBC.COM
    ብጎንጺ ዝተመዛበሉ ሰባት ንምጥያሽ ይስራሕ ኣሎ
    ኣብ መዋሰንቲ ከባቢታት ክልላት ሶማሌ ኢትዮጵያን ኦሮሚያን ብዝተፈጠረ ጎንጺ ዝተመዛበሉ ሰባት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ክሰፍሩ ምድላዉ ተወጊኑ።
    0 Comments 0 Shares
  • ቅድሚ ምዝዛም አኬባ ኮሚቴ ፈጻሚት ስራሕ ኢህወዴግ ዝወፀ መግለጺ፡ ብዙሓት ከምዝተጸበዩዎ ኣይኮነን። እቲ መግለጺ፡ ቅድም ኢሉ ይበሃሉ ዝነበሩን ልሙዳት ጉዳያትን ብሹፉኖም ካብ ምልዓል ሓሊፉ እታ ሃገር ዘላቶ ኩነታት ኣብ ግምት ዘእተወ ኣይኮነን ተባሂሉ ይንቀፍ'ሎ።
    ቅድሚ ምዝዛም አኬባ ኮሚቴ ፈጻሚት ስራሕ ኢህወዴግ ዝወፀ መግለጺ፡ ብዙሓት ከምዝተጸበዩዎ ኣይኮነን። እቲ መግለጺ፡ ቅድም ኢሉ ይበሃሉ ዝነበሩን ልሙዳት ጉዳያትን ብሹፉኖም ካብ ምልዓል ሓሊፉ እታ ሃገር ዘላቶ ኩነታት ኣብ ግምት ዘእተወ ኣይኮነን ተባሂሉ ይንቀፍ'ሎ።
    WWW.BBC.COM
    "ንኣመሉ ዝወፅአ" መግለጺ ኢህወዴግ
    ቅድሚ ምዝዛም አኬባ ኮሚቴ ፈጻሚት ስራሕ ኢህወዴግ ዝወፀ መግለጺ፡ ብዙሓት ከምዝተጸበዩዎ ኣይኮነን። እቲ መግለጺ፡ ቅድም ኢሉ ይበሃሉ ዝነበሩን ልሙዳት ጉዳያትን ብሹፉኖም ካብ ምልዓል ሓሊፉ እታ ሃገር ዘላቶ ኩነታት ኣብ ግምት ዘእተወ ኣይኮነን ተባሂሉ ይንቀፍ'ሎ።
    0 Comments 0 Shares
  • ሓደ ናይ ኣምቡላንስ ሰራሕተኛ ኣገልግሎት ቐብሪ ካብ ዘዳልው ትካላት ገንዘብ ንምርካብ ንሕሙማት ብምቕታል ተጠርጢሩ ብፖሊስ ሲቺልያ ተኣሲሩ።
    ሓደ ናይ ኣምቡላንስ ሰራሕተኛ ኣገልግሎት ቐብሪ ካብ ዘዳልው ትካላት ገንዘብ ንምርካብ ንሕሙማት ብምቕታል ተጠርጢሩ ብፖሊስ ሲቺልያ ተኣሲሩ።
    WWW.BBC.COM
    ኢጣልያዊ ሰራሕተኛ ኣምቡላንስ ብቅትለት-ሰብ ተወንጂሉ
    ሓደ ናይ ኣምቡላንስ ሰራሕተኛ ኣገልግሎት ቐብሪ ካብ ዘዳልው ትካላት ገንዘብ ንምርካብ ንሕሙማት ብምቕታል ተጠርጢሩ ብፖሊስ ሲቺልያ ተኣሲሩ።
    0 Comments 0 Shares