ቅድሚ ምዝዛም አኬባ ኮሚቴ ፈጻሚት ስራሕ ኢህወዴግ ዝወፀ መግለጺ፡ ብዙሓት ከምዝተጸበዩዎ ኣይኮነን። እቲ መግለጺ፡ ቅድም ኢሉ ይበሃሉ ዝነበሩን ልሙዳት ጉዳያትን ብሹፉኖም ካብ ምልዓል ሓሊፉ እታ ሃገር ዘላቶ ኩነታት ኣብ ግምት ዘእተወ ኣይኮነን ተባሂሉ ይንቀፍ'ሎ።

0 Comments
0 Shares