• ሱዳን ውስጥ መንግሥት የዱቄት ዋጋ ላይ ከፍተኛ ጭማሪ ማድረጉን ተከትሎ ከባለፈው ሳምንት ማብቂያ ጀምሮ በዋና ከተማዋና በተለያዩ የሃገሪቱ ክፍሎች ተቃውሞ ተቀስቅሷል።
    ሱዳን ውስጥ መንግሥት የዱቄት ዋጋ ላይ ከፍተኛ ጭማሪ ማድረጉን ተከትሎ ከባለፈው ሳምንት ማብቂያ ጀምሮ በዋና ከተማዋና በተለያዩ የሃገሪቱ ክፍሎች ተቃውሞ ተቀስቅሷል።
    WWW.BBC.COM
    በሱዳን የዳቦ ዋጋ በመጨሩ ተቃወሞ ተቀስቅሷል
    ሱዳን ውስጥ መንግሥት የዱቄት ዋጋ ላይ ከፍተኛ ጭማሪ ማድረጉን ተከትሎ ከባለፈው ሳምንት ማብቂያ ጀምሮ በዋና ከተማዋና በተለያዩ የሃገሪቱ ክፍሎች ተቃውሞ ተቀስቅሷል።
    0 Comments 0 Shares
  • በግል በተያዘው የሶማሊላንድ ጋዜጣ ላይ ስለኢትዮጵያ ታጣቂዎች በፃፉት ዘገባ ምክንያት ነው ጋዜጠኖቹ ለእስር የተዳረጉት። በተጨማሪም ሕግን የሚቃረን ተግባር እንደፈፀሙ በክሳቸው ላይ ተጠቅሷል።
    በግል በተያዘው የሶማሊላንድ ጋዜጣ ላይ ስለኢትዮጵያ ታጣቂዎች በፃፉት ዘገባ ምክንያት ነው ጋዜጠኖቹ ለእስር የተዳረጉት። በተጨማሪም ሕግን የሚቃረን ተግባር እንደፈፀሙ በክሳቸው ላይ ተጠቅሷል።
    WWW.BBC.COM
    የሶማሊላንድ ጋዜጠኞች ስለኢትዮጵያ በፃፉት ዜና ታሰሩ
    በግል በተያዘው የሶማሊላንድ ጋዜጣ ላይ ስለኢትዮጵያ ታጣቂዎች በፃፉት ዘገባ ምክንያት ነው ጋዜጠኖቹ ለእስር የተዳረጉት። በተጨማሪም ሕግን የሚቃረን ተግባር እንደፈፀሙ በክሳቸው ላይ ተጠቅሷል።
    0 Comments 0 Shares
  • እስራኤል በአስር ሺህዎች የሚቆጠሩ በአብዛኛው ከኤርትራና ከሱዳን የሆኑ አፍሪካዊያን ስደተኞችን ከሃገሯ ለማባረር ካልሆነም ለማሰር ቀነ ገደብ አስቀመወጣለች። የስደተኞቹ ሁኔታ አሳሳቢ ሆኗል።
    እስራኤል በአስር ሺህዎች የሚቆጠሩ በአብዛኛው ከኤርትራና ከሱዳን የሆኑ አፍሪካዊያን ስደተኞችን ከሃገሯ ለማባረር ካልሆነም ለማሰር ቀነ ገደብ አስቀመወጣለች። የስደተኞቹ ሁኔታ አሳሳቢ ሆኗል።
    WWW.BBC.COM
    መባረር ወይም እስር የሚጠብቃቸው ስደተኞች በእስራኤል
    እስራኤል በአስር ሺህዎች የሚቆጠሩ በአብዛኛው ከኤርትራና ከሱዳን የሆኑ አፍሪካዊያን ስደተኞችን ከሃገሯ ለማባረር ካልሆነም ለማሰር ቀነ ገደብ አስቀመወጣለች። የስደተኞቹ ሁኔታ አሳሳቢ ሆኗል።
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብዚ እዋን ኣብ ቻይና፡ ልዕሊ 170 ሚልዮን ካሜራታት ድሕነት ኣለዉ። ኣብ ዝቕጽል ሰለስተ ዓመታት ድማ፡ ኣስታት 400 ሚልዮን ካሜራታት ድሕነት ክትከሉ እዮም። መብዛሕትኦም ካሜራታት ገፅ ሰብ ምፍላይ ዘኽእል ቴክኖሎጂ ዝተገጠመሎም እዮም።
    ኣብዚ እዋን ኣብ ቻይና፡ ልዕሊ 170 ሚልዮን ካሜራታት ድሕነት ኣለዉ። ኣብ ዝቕጽል ሰለስተ ዓመታት ድማ፡ ኣስታት 400 ሚልዮን ካሜራታት ድሕነት ክትከሉ እዮም። መብዛሕትኦም ካሜራታት ገፅ ሰብ ምፍላይ ዘኽእል ቴክኖሎጂ ዝተገጠመሎም እዮም።
    WWW.BBC.COM
    ንድሕነት ዜጋታት ብካሜራ እትስልል ቻይና
    ኣብዚ እዋን ኣብ ቻይና፡ ልዕሊ 170 ሚልዮን ካሜራታት ድሕነት ኣለዉ። ኣብ ዝቕጽል ሰለስተ ዓመታት ድማ፡ ኣስታት 400 ሚልዮን ካሜራታት ድሕነት ክትከሉ እዮም። መብዛሕትኦም ካሜራታት ገፅ ሰብ ምፍላይ ዘኽእል ቴክኖሎጂ ዝተገጠመሎም እዮም።
    0 Comments 0 Shares
  • ላዕለዎት ልኡኻት ሰሜንን ደቡብን፡ ክልተ ኮርያታት፡ ኣብ ናይ ድሕሪ ክልተ ዓመት ርክቦም ሰሜን ኮርያ ኣብ ኦሎምፒክ ወከልታ ክትልእኽ ምዃና ሓቢራ።
    ላዕለዎት ልኡኻት ሰሜንን ደቡብን፡ ክልተ ኮርያታት፡ ኣብ ናይ ድሕሪ ክልተ ዓመት ርክቦም ሰሜን ኮርያ ኣብ ኦሎምፒክ ወከልታ ክትልእኽ ምዃና ሓቢራ።
    WWW.BBC.COM
    ሰሜን ኮርያ ናብ ኦሎምፒክ ወከልታ ክትልእኽ እያ
    ላዕለዎት ልኡኻት ሰሜንን ደቡብን፡ ክልተ ኮርያታት፡ ኣብ ናይ ድሕሪ ክልተ ዓመት ርክቦም ሰሜን ኮርያ ኣብ ኦሎምፒክ ወከልታ ክትልእኽ ምዃና ሓቢራ።
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ ሶማሊ ላንድ ክሳዕ እዚ ትማል ሓዲሽ ሕጊ ዝጸድቕ ደቆም ዝተዓመጸኦም ስድራ ጓሎም ንከይትሓፍር ምእንቲ ንዓማጺኣ ክእክባ የገድዱዎ ነይሮም።
    ኣብ ሶማሊ ላንድ ክሳዕ እዚ ትማል ሓዲሽ ሕጊ ዝጸድቕ ደቆም ዝተዓመጸኦም ስድራ ጓሎም ንከይትሓፍር ምእንቲ ንዓማጺኣ ክእክባ የገድዱዎ ነይሮም።
    WWW.BBC.COM
    ሶማሊ ላንድ መቕጽዒ ሕጊ ዓመጸኛታት ኣጽዲቓ
    ኣብ ሶማሊ ላንድ ክሳዕ እዚ ትማል ሓዲሽ ሕጊ ዝጸድቕ ደቆም ዝተዓመጸኦም ስድራ ጓሎም ንከይትሓፍር ምእንቲ ንዓማጺኣ ክእክባ የገድዱዎ ነይሮም።
    0 Comments 0 Shares
  • ብምኽንያት ወሰኽ ዋጋ ባኒ ኣብ ሱዳን ዝተኸስተ ሰላማዊ ሰልፊ ንራብዓይ መዓልቲ ከምዝቐጸለ ተፈሊጡ። ኣብቲ ትማሊ ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ምስ ፖሊስ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ሓደ ተማሃራይ ሞይቱ ኣሎ።
    ብምኽንያት ወሰኽ ዋጋ ባኒ ኣብ ሱዳን ዝተኸስተ ሰላማዊ ሰልፊ ንራብዓይ መዓልቲ ከምዝቐጸለ ተፈሊጡ። ኣብቲ ትማሊ ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ምስ ፖሊስ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ሓደ ተማሃራይ ሞይቱ ኣሎ።
    WWW.BBC.COM
    ብወሰኽ ዋጋ ባኒ ዝተላዕለ ሰላማዊ ሰልፊ ሱዳን ይቕጽል ኣሎ
    ብምኽንያት ወሰኽ ዋጋ ባኒ ኣብ ሱዳን ዝተኸስተ ሰላማዊ ሰልፊ ንራብዓይ መዓልቲ ከምዝቐጸለ ተፈሊጡ። ኣብቲ ትማሊ ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ምስ ፖሊስ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ሓደ ተማሃራይ ሞይቱ ኣሎ።
    0 Comments 0 Shares
  • ዚጎ ኒውስ ኣብ ዝተባህለ ብሕታዊ ጋዜጣ ሶማሊ ላንድ፡ ኢትዮጵያዊያን ዕጡቓት ኣውዳል ኣብ ዝተባህለ ቦታ ሶማሊላንድ ይስልጥኑ ኣለዉ ኢሎም ጽሒፎም ዝተባህሉ ክልተ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።
    ዚጎ ኒውስ ኣብ ዝተባህለ ብሕታዊ ጋዜጣ ሶማሊ ላንድ፡ ኢትዮጵያዊያን ዕጡቓት ኣውዳል ኣብ ዝተባህለ ቦታ ሶማሊላንድ ይስልጥኑ ኣለዉ ኢሎም ጽሒፎም ዝተባህሉ ክልተ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።
    WWW.BBC.COM
    ጋዜጠኛታት ሶማሊላንድ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ብዝጸሓፉዎ ዜና ተኣሲሮም
    ዚጎ ኒውስ ኣብ ዝተባህለ ብሕታዊ ጋዜጣ ሶማሊ ላንድ፡ ኢትዮጵያዊያን ዕጡቓት ኣውዳል ኣብ ዝተባህለ ቦታ ሶማሊላንድ ይስልጥኑ ኣለዉ ኢሎም ጽሒፎም ዝተባህሉ ክልተ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።
    0 Comments 0 Shares