ኣብ ቀረባ ኣዋርሕ፡ ማሕበረ ቁጠባዉን ፖለቲካዉን ርክባት ዜጋታት ኢትዮጵያ ከሐርፍፉ ዝኽእሉ ጸገማት እናተፈጠሩ ጸኒሖም'ዮም። ብፍላይ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ እታ ሃገር ብሄር ተኮር መጥቃዕትታት ተፈፂሞም ብዙሓት ህይወቶም ስኢኖም ንብረት እውን ዓንዩ።

0 Comments
0 Shares