ህንፀት ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዯጵያ ስዒቡ፡ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዯጵያን ግብፅን ተደጋጋሚ ዘተታትን ዑደታትን ዋላ እኳ እንተተኻየዱ፡ ዛጊድ ግና ኣብ ዳርቻ ኣይበፅሑን። ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ግብፂ ሳሚ ሹክሪ ሓድሽ እማመ ሒዞም ከምዝመፁ ገሊፆም።

WWW.BBC.COM
ግብፂ ኣብ ዙርያ ግድብ ህዳሰ ንኢትዮጵያ ሓድሽ እማመ ኣቕሪባ
ህንፀት ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዯጵያ ስዒቡ፡ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዯጵያን ግብፅን ተደጋጋሚ ዘተታትን ዑደታትን ዋላ እኳ እንተተኻየዱ፡ ዛጊድ ግና ኣብ ዳርቻ ኣይበፅሑን። ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ግብፂ ሳሚ ሹክሪ ሓድሽ እማመ ሒዞም ከምዝመፁ ገሊፆም።
0 Comments 0 Shares