ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝተኻየደ ኣዕናዊ ኵናት ኣብ መንጎ ኣሕዋትን ኣሓትን ዝተገበረ ናይ 'ዓያሹ' ኵናት ከምዝኾነ ጸሓፍቲ ውሽጢ ዓድን ወጻእን ደጋጊሞም ዝጸሓፉ ብዘይ ሓደ ነገር ኣይኮነን። ስድራ እንዳ ኣቦይ ታፈረ ነዚ ክስተት ክትምስክር ዝተሓረየት ገዛ እያ።

0 Comments
0 Shares