ስምምዕ ሰላም ኢትዮ ኤርትራ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ተስፋ ኮይኑዎ እኳ እንተሎ፡ ኣብ ኤርትራ ህዝቢ ብውክልና ዝሳተፎ ሃገራዊ ባይቶን ህዝባዊ ትካላትን ስለዘየሎ፡ ኣብ ቀጻልነቱን ውሕስነቱን ስክፍታን ሻቕሎተን ምህላዉ ይግለጽ ኣሎ።

0 Comments
0 Shares