ሚዲያታት ካብ ጽዕንቶ ዝኾነ ይኹን አካል ናጻ ኾይኑ ክሰርሕ ክንፈቅድ ኢና ክብል ኣብ በዓለ ስሜቱ መጽባዓ ዝኣተወ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ: ዛጊድ 264 ተዓጺዮም ዝነበሩ ድረ ገጻት ምኽፋቱ ዝጥቀስ’ኳ እንተኾነ፡ ኣብቲ ዓዉዲ ብንጥፈት ዝሳተፍ ዝነበረ ማዕኸን ዜና ግና ተዓጽዩ’ዩ።

0 Comments
0 Shares