ንዕስራ ዓመታት መመላእታ ኣብ ኩናትን ኩናት ዘስዓቦ ወጥርን ኣብ ምፍጣጥ ዝጸንሓ ኤርትራን ኢትዯጵያን፡ ሎሚ ንመጀመርታ ግዜ ብደረጃ መራሕተን ተራኺበን። እዚ ርክብ እዚ ከኣ ነቲ ንልዕሊ 16 ዓመታት ኣብ ኣይ ሰላም ኣይ ኩናት ዝጸንሐ ሃዋሁው ክቕይሮ ልዑል ትጽቢት ይግበረሉ።

0 Comments
0 Shares