ቅድሚ 13 ዓመታት ልክዕ ከምዚ እዋን 7 ሓምለ 2005 ነበርቲ ለንደን ብህዝባዊ መጓዓዝያ ኣንጊሆም ነናብ ስርሖም እናገስገሱ ብእዱድ ወፍሪ ግብረ ሽበራ ከቢድ መጥቃዕቲ ኣጋጢሙዎም። ጸሓፊ እዚ ዓንቀጽ፡ ፍሪላንሰር ቢቢሲ ንተዘክሮኡ፡ ምስ ዜና ዕርቀ ሰላም ኢትዮ ኤርትራ ኣዛሚዱ ኣካፊሉና ኣሎ - ንቐደም በሉ።

0 Comments
0 Shares