ጃፓን ነቶም ቅድሚ 23 ዓመታት ኣብ ናይ ቶክዮ ናይ ትሕቲ ምድሪ ናይ ባቡር መስመር ናይ ነርቭ ጋዝ መጥቃዕቲ ዘካየዱ ሸውዓተ ኣመንቲ ምጾታት ዓለም ብሞት ቀጺዓ። በቲ መጥቃዕቲ 13 ሰባት ክቕተሉ ከለው ኣሽሓት ድማ ተሃስዮም። እቲ ናይ ጋዝ መጥቃዕቲ፡ ኣብ ጃፓን እቲ ዝኸፍአ ናይ ግብረ-ሽበራ መጥቃዕቲ ኢዩ ነይሩ።

WWW.BBC.COM
ጃፓን ኣብ ናይ ጋዝ መጥቃዕቲ ኢድ ዝነበሮም ሸውዓተ ሰባት ብሞት ቀጺዓ
ጃፓን ነቶም ቅድሚ 23 ዓመታት ኣብ ናይ ቶክዮ ናይ ትሕቲ ምድሪ ናይ ባቡር መስመር ናይ ነርቭ ጋዝ መጥቃዕቲ ዘካየዱ ሸውዓተ ኣመንቲ ምጾታት ዓለም ብሞት ቀጺዓ። በቲ መጥቃዕቲ 13 ሰባት ክቕተሉ ከለው ኣሽሓት ድማ ተሃስዮም። እቲ ናይ ጋዝ መጥቃዕቲ፡ ኣብ ጃፓን እቲ ዝኸፍአ ናይ ግብረ-ሽበራ መጥቃዕቲ ኢዩ ነይሩ።
0 Comments 0 Shares