ኣብ ናይሮቢ፡ ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዕዳጋታት ዝኾነ ጊኮምባ ብዘጋጠመ ባርዕ ብውሕዱ 15 ሰባት ሞይቶም። ማእከል ዕዳጋ ጊኮምባ፡ ኣብ ኬንያ ሓደ ካብቶም ብስፈሓቶም ዝዓበዩን ዝዓመሩን ኮይኑ፡ ብዙሕ ግዜ ተመሳሳሊ ባርዕ ዝርኣየሉ ቦታ እዩ።

0 Comments
0 Shares