ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ድጋፍን ንምሃብ ዝተኻየደ ሰልፊ፡ ሽፋን ኣይሃብኩሞን ተባሂሎም ትካላት ቴሌቪዥን ትግራይን ኢ ኤን ኤንን መብርሂ ንክህቡ ደብዳበ በጺሑዎም ኣሎ። በየናይ መዐቀኒ?

0 Comments
0 Shares