በቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ፡ ኣብ መርካቶ ዝርከቡ 50 ኣብያተ ሸቐጥ ዓንዮም። ኣብ ልዕሊ ሰባት ዝበፅሐ ጉድኣት እኳ እንተዘይሃለወ ኣብ ልዕሊ ንብረት ከቢድ ዕንወት ከምዘስዓበ ተገሊፁ።

0 Comments
0 Shares