ኣብ ልዕሊኣ ፆታዊ ዓመፅ ንዘብፀሐ ሰብኣያ ብምቕታላ ሞት ተፈሪድዋ ዝነበረት ኑራ ሑሴን እቲ ብይን ተሰሪዙላ። እቲ ኣብ ልዕሊኣ ተፈሪዱ ዝነበረ ፍርዲ ንብዙሓት ዘቖጠዐን ዘሕዘነን ኮይኑ ፀኒሑ'ዩ።

0 Comments
0 Shares