ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ናብ ኢትዮጵያ ልኡኻት መንግስቲ ከምዝሰድድ ኣፍሊጡ'ሎ። ነዚ መግለጺ ስዒቡ ኤርትራውያን ሙሁራትን ተንተንቲ ፖለቲካን ኣዘራሪብናዮም እቲ ውሳነ ንሰላማዊ ፍታሕ መገዲ ዝፀርግ ከምዝኾነ ገሊፆም።

0 Comments
0 Shares