ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ንሰለስተ መዓልታት ዕጽው ኣኼባ ድሕሪ ምክያዱ ትማሊ ኣማስዩ መግለጺኡ ኣውጺኡ ኣሎ። ውሳነታት ፈጻሚት ስራሕ ኢህወዴግ ድማ መስርሕ ተኸቲሎም ዘይከዱን መላእ ህዝብታት ኢትዮጵያ ዘየማእኸሉን ከብል ብትሪ ነቒፉዎ'ሎ።

0 Comments
0 Shares