ከም ናይ ጭሕሚ መስደዲ ቅብኢ (ክሬማ) እዩ ዝመስል። ኣብ ንኡሽቶ ታኒካ ታዓሺጉ’ዩ ዝመጽእ ኮይኑ፡ ዳኛታት ኣብ ማዕጥቖኦም ብምግባር፡ ኩዕሶ ዝቕላዓሉ ርሕቀት ንምምልካት ይጥቀምሉ። ኣብ ናይ ቀረባ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ካብ ዝተራእዩ ኣገደስቲ ምዕባለታት ሓደ ድማ’ዩ።

0 Comments
0 Shares