ትማሊ ምሸት ኣብ ቦሌ መድሃኒኣለም ካብ ዝርከብ ባንክ ኣቢሲኒያ ልዕሊ 5 ሚሊዮን ብር እንትስረቕ ብምትሕብባር ናይ'ቲ ከባቢ ሕብረተሰብ፣ ሰራሕተኛታት እቲ ባንክን ፖሊስን ገበነኛታት ኣብ ትሕቲ ቑጽጽር ከምዝወዓሉ ዝምልከቶም ኣካላት ንቢቢሲ ኣረጋጊጾም።

0 Comments
0 Shares