ኣብ ግብጺ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ኽልተ መዓልቲታት ዝነበሮ ቐዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብዪ ኣሕመድ (ዶክተር) ምስ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኣብ ዘካየዶም ክልትኣዊ ዘተታት ኣብ ኣህጉራዉን ክልትኣዉን ጉዳያት ኢትዮጵያን ግብጽን ዝህልወን ምትሕብባር ክዓቢ ተሰማሚዑ።
ኣብ ግብጺ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ኽልተ መዓልቲታት ዝነበሮ ቐዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብዪ ኣሕመድ (ዶክተር) ምስ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኣብ ዘካየዶም ክልትኣዊ ዘተታት ኣብ ኣህጉራዉን ክልትኣዉን ጉዳያት ኢትዮጵያን ግብጽን ዝህልወን ምትሕብባር ክዓቢ ተሰማሚዑ።
WWW.BBC.COM
ግብጺ ተኣሲሮም ዝነበሩ ኢትዮጵያዉያን ፈቲሓ
ኣብ ግብጺ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ኽልተ መዓልታት ዝነበሮ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብዪ ኣሕመድ (ዶክተር) ምስ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኣብ ዘካየዶም ክልትኣዊ ዘተታት ኣብ ኣህጉራዉን ክልትኣዉን ጉዳያት ኢትዮጵያን ግብጽን ንዝህልወን ምትሕብባር ክዓቢ ተሰማሚዑ።
0 Comments 0 Shares