ኤርትራ ንመግለጺ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕ ኣልጀርስ ብዝምልከት ዝወሃብ ሓድሽ መግለጺ ከም ዘየለ ገሊጻ። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ጃፓን እስቲፋኖስ "ኢትዮጵያ ኣብዚ መርገጺ'ዚ እንተሰሚራ ብእወንታ ዝርአይ ስጉምቲ ኢዩ" ኢሉ።

WWW.BBC.COM
ኤርትራ ንዉሳነ ኢትዮጵያ ምላሽ ሂባ
ኤርትራ ንመግለጺ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕ ኣልጀርስ ብዝምልከት ዝወሃብ ሓድሽ መግለጺ ከም ዘየለ ገሊጻ። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ጃፓን እስቲፋኖስ "ኢትዮጵያ ኣብዚ መርገጺ'ዚ እንተሰሚራ ብእወንታ ዝርአይ ስጉምቲ ኢዩ" ኢሉ።
0 Comments 0 Shares