ዓለም ብቴክኖሎጂ ሙዚቃን ጥበበኛታትን ጎልቢታ ፡ ነንባዕላ ኣብ ትወዳደረሉ ዘመን፡ ጥበበኛታት ጥበብ ኣብ ሓያል ውድድር ጥሒሎም፡ ንፃት፡ ሓድሽ ውልዶ ጥበብ ንምምሃዝ ንድሕሪት ኣብ ዘይብልሉ ግዘ፡ ቅድሚ ሽሕ ዓመታት ዜማ ዝደረሰ፡ ኢትዮጵያዊ ማህሌታይ ቅዱስ ያሬድን ስራሕቱን ግን ኣብ ዓለም ኣፍልጦ ኣይረኸቡን።