ሎም መዓልቲ ኤርትራዉያን ስደተኛታት ተቐመጥቲ ስዊዘርላንድ ፡ ሓተትን ዕቑባ ፡ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ዝተሳተፍሉ ኣንጻር ዉሳነ ምስጓግ ኤርትራዉያን ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ከተማ በርን ተኻይዱ። ኣብዚ ኣስታት 3 ሽሕ ሰባትን ፖለቲከኛታትን ተረኺቦም።

WWW.BBC.COM
"ስቕታ፡ ስትራቴጂ ምንዋሕ ዕድመ መንግስቲ ኤርትራ'ዩ"
ሎም መዓልቲ ኤርትራዉያን ስደተኛታት ተቐመጥቲ ስዊዘርላንድ ፡ ሓተትን ዕቑባ ፡ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ዝተሳተፍሉ ኣንጻር ዉሳነ ምስጓግ ኤርትራዉያን ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ከተማ በርን ተኻይዱ። ኣብዚ ኣስታት 3 ሽሕ ሰባትን ፖለቲከኛታትን ተረኺቦም።
0 Comments 0 Shares