ቅድሚ 25 ዓመታት ኣብዚ ሰሙን እዚ፡ ኤርትራ ዓለምለኻዊ ኣፍልጦ ረኺባ ናጻ ሃገር ንክትኸዉን ድምጺ ህዝበ ዉሳነ ኣካይዳ'ያ። ካብ ሚያዝያ 23-25 1993 ኣብ ዝነበረ ግዜ ኣህጉራውያን ተዓዘብቲ ኣብ ዝተሳተፉዎ ድምጺ ህዝበ ዉሳነ 99.8 ሚኢታዊት "እወ ንናጽነት" ብምድማጽ ውልቃዊ ሕርያኡ ኣረጋጊጹ።

WWW.BBC.COM
"ሓደ ዓመት ወሲኸ እየ ንናጽነት ድምጸይ ሂበ"
ቅድሚ 25 ዓመታት ኣብዚ ሰሙን እዚ፡ ኤርትራ ዓለምለኻዊ ኣፍልጦ ረኺባ ናጻ ሃገር ንክትኸዉን ድምጺ ህዝበ ዉሳነ ኣካይዳ'ያ። ካብ ሚያዝያ 23-25 1993 ኣብ ዝነበረ ግዜ ኣህጉራውያን ተዓዘብቲ ኣብ ዝተሳተፉዎ ድምጺ ህዝበ ዉሳነ 99.8 ሚኢታዊት "እወ ንናጽነት" ብምድማጽ ውልቃዊ ሕርያኡ ኣረጋጊጹ።
0 Comments 0 Shares