ኢትዮጵያ ወደብ ጅቡቲ ጥራሕ ክትጥቀም ኣይትኽእልን። ወደብ በርበራ ንደቡብን ደቡባዊ ምዕራብን ኢትዮጵያ ልዑል ረብሓ ኣለዎ። ተንታኒ ርክብ ሃገራት ኣይተ ዳደ ደስታ፡ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘካየደኦ ስምምዕ ልክዕ ከም ንግዳዊ ስምምዕ እዩ ዝቑፀር ይብል።

0 Comments
0 Shares