ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ሃገሮም ዝወጹ መናእሰይ ናብ ሃገራት ኣዉሮጳ እንትበጽሑ በቶም ንሕስያ ዘይብሎም ጉጅለ ሸየጥቲ ዕጸ ፋርስን ናይ ገበነኛታት ጉጅለታትን ተደፊኦም ወይ ተታሊሎም ኣብ ሓደገኛ ህይወት ዝወድቑ ብዙሓት'ዮም። ሕሉፍ ህይወት መንእሰይ ስቴፋኖ ቪቶርዮ ናይዚ ምስክር'ዩ።

"ንስክላ ካብ ሞት ኣምሊጠ"

0 Comments 0 Shares