ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣለና፡ ብኹለመዳይ (Getachew Aregawi/Wurayna ካብ ቕድመ ግንባር) ትማሊታት እቲ ናይ ደብዳብ ዜና ምስተሰርሐ ብዙሕ ወገን ተሰኪፉ (ካብ ሓልዮት ዝብገስ ስኽፍታ) ሪአ። ፀላኢ ሰፊሕ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ የካይድ ኣሎ ማለት ግድን ዒላማ ይወቅዕ ኣሎ ማለት ኣይኮነንን። ኩሉ ግዜ ደብዳባቱ ፍሹላት እዮም እኮ። ድሮን እንትብሃል ካብቲ ናይ መጀመርታ ዘጋጠመና ብምብጋስ ይመስለኒ መብዛሕትና ንሻቐል። ግን እኮ፡ ሓደ ፀላኢ እንተደለየ ዋላ ንሕና ኣብቲ ዝሓለፈ ሕዳር ዝነበርናዮ ቁመና ኣይኮናን ዘለና፡ ብዙሕ ርሕቕት ንቕድሚት ከይድና ኣለና፥ ካልኣይ ፀላኢ ሽዑ ዝነበሮ ዓቕምን ሐዚ ዘለዎን ሓደ ኣይኮነን። ብዚ ምኽንያት እዚታት በዝሒ ተኽስን ደብዳብን እንተካየደ ሃፍቲ እታ ሃገር ካብ ምብኻን ዝሓለፈ እዙይ ዝብሃል መጥቃዕቲ ኣብ ልዕለይና ኣየስዕብን ዘሎ። በዝሒ ደብዳብ የካይድ እምበር ህዝቡን መሬቱን ካብ ምቕጥቃጥ ወፃእ እዙይ ዝብሃል 'ታርጌት' ኣይወቅዕን ዘሎ። ኣብተን ደብዳብ ብፃዕቒ ይካየደለን ኣሎ ዝተብሃላ ቦታታት ዘሎ ነገር ከፅንዕ ፈቲነ፡ ዋላ ሓንቲ ንወገን ዘሰክፍ ነገር ከምዘየለ ኣረጋጊፀ ኣለኹ። ፀላኢ ብሰማይን ብምድርን ንኸጥቅዕ ዝገበሮን ክገብሮ ዝፍትን ዘሎ ሃንደፍደፍ ግን ንወገን ኣብ ሓፂር ግዜ ተዓፃፀፍቲ ዓወታት ከመዝግብን ሓደሽቲ ዓቕምታት ክውስኽን ካብ ምምችቻው ወፃእ ካሊእ ትርጉም ከምዘይብሉ ምርኣይ ጀሚርና ኣለና። ብጠቕላላ ቑመና ሓየት ሰራዊትት ትግራይ ከምትተኣማመኑ ርግፀኛ እየ። ክትሰግኡን ሓልዮትኩም ብሻቕሎት ክትገልፁን እውን ባህርያዊ እዩ። ግን ክኣ እቲ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ ምንም ዘስግእ ይኹን ዘሰክፍ ነገር የብሉን ብሓቂ። ስቓይ ህዝብና ክሓፅር፡ ዕድመ ፀላእትና ክሓፅር ኣለዎ። ክንገብራ ኢና!! ትግራይ ትስዕር!! #ወፍሪ_ፀሓይ_ብራቅ Digital Weyane ዲጂታል ወያነ

0 Comments
0 Shares