ሰሜን ኮርያ ኒዩክሌር ንምምዕባል መዐደጊ ግዜ እትገብሮ ዘላ ናይ ሰላም መናውራ ከይከውን ብጥንቃቐ ክረአ ከም ዘለዎ ማሕበረ ሰብ ዓለም የጥንቅቕ። ደቡብ ኮርያ እውን ምስ ሰሜን ኮርያ እትገብሮ ርክብ ብንቑሕ መንፈስ ክትከታተሎ ምዃና ትሕብር።