መንግስቲ እስራኤል ሕጋውነት የብሎምን ንዝበሎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ገንዘባዊ ሓገዝ እናሃበ ከውጽኦም ጀሚሩ ኣሎ። እቶም ገንዘብ ዝተቐበሉ ስደተኛታት ድማ ብባሕሪ ሜዲተራንያን ኣቢሎም ናብ ኤውሮጳ ይሰግሩ ምህላዎም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።