ፖሊስ እታ ግዝኣት እቲ ብሰንኪ ብርቱዕ ማይ ዝሰዓብ ዕንወት ነቲ ቦታ ኩናት ዓለም እተኻየደሉ ዓውደ ኩናት ኣምሲሉዎ ኢሎም። ኣሽሓት ሰባት ነቲ ብማይን ጭቃን ኣዕለቕሊቑ ዘሎ ከባቢ ገዲፎም ኪወጹ ከለው፡ ዛጊት 50 ዝኸውን ናይ ሂወት ምድሓን ስርሓት ተኻይዱ ኣሎ።