ቐዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳለኝ: ኣባል ዉድባት መሪሕ ግንባር ኢህወዴግ ሓበራዊ መግለጺ ኣብ ዝሃባሉ እዋን፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ፖለቲከኛታትን ካልኦት ዉልቀ ሰባትን ካብ ማእሰርቲ ከምዝፍትሑ ተዛሪቦም። እንተኸነ ዛጊት ተግባራዊ ስጉምቲ ኣይተወስደን። እቲ መግለጺ ግብራዊ ዝኾነሉ መዓልቲ ድማ ብዙሓት ይጽበዩ ኣለዉ።