ኣብዚ እዋን ኣብ ቻይና፡ ልዕሊ 170 ሚልዮን ካሜራታት ድሕነት ኣለዉ። ኣብ ዝቕጽል ሰለስተ ዓመታት ድማ፡ ኣስታት 400 ሚልዮን ካሜራታት ድሕነት ክትከሉ እዮም። መብዛሕትኦም ካሜራታት ገፅ ሰብ ምፍላይ ዘኽእል ቴክኖሎጂ ዝተገጠመሎም እዮም።

0 Comments
0 Shares