WWW.BBC.COM
ናይ ስልክኹም ባትሪ ነዊሕ ዕድመ ክህልዎ ዝሕግዙ ሜላታት
ኣብዚ ዘመን ወሳኒ ዕለታዊ ምንቅስቐስ ኩለመዳያዊ ስራሕ ደቂ ሰባት ኮይኑ ዘሎ ቴክኖሎጂ ሞባይል'ዩ። እንተኾነ ግና፡ ባትሪ ቀልጢፍካ ምዉዳእ ኣብ መብዛሕትአን ስልክታት ዝርአ ጸገም'ዩ።
0 Comments 0 Shares