WWW.BBC.COM
ቻይና ንግዲ ስኒ ሓርማዝ ኣጊዳ
ቻይና ሓንቲ ካብተን ዝዓበያ ዕዳጋ ስኒ ሓርማዝ ኮይና'ኳ እንተጸንሐት፡ ካብ 2018 ጀሚሩ ግን መሸጣን ስኒ ሓርማዝ ይኹን ውጽኢታቱ ኣብታ ሃገር ተኣጊዱ'ሎ። ብዙሕ ህዝባዊ ደገፍ ነቲ ናይ ቻይና እገዳ'ኳ እንተሎ፡ እቲ እገዳ ኣብ ተግባር ምውዓሉ ሕጽረት ኣፍልጦ ስለዘሎ ግን ቀጻሊ ኣስተምህሮ ክህሉ ሚስተር ኩማህ ተላብዩ።
0 Comments 0 Shares