ተጻዋቲ ኩዕሶ እግሪ ዝነበረ ዊሃ፡ ፕረዚዳንታዊ ስልጣን እታ ሃገር ኣብ ዓሰርታት ዓመታት ንፈላማ እዋን ሰላማዊ ስግግር ስልጣን ዝተኻየደሉ ኮይኑ ኣሎ። "ናይታ ሃገር ሙሉእ ስምዒት ኣብ ዉሽጠይ ወሪሩኒ" ክብል ዊሃ፡ ኣብ ማሕበራዊ ድረ ገፁ ጽሒፉ።

0 Comments
0 Shares