ኬንያ፡ ኣብታ ሃገር እናተስፋሕፈሐ ዝመፅአ ሺሻ ንምቁፅፃር ዘኽእል ሓድሽ ሕጊ ተግባራዊ ገይራ። ነዚ ሕጊ ዝጠሓሱ ድማ ማእሰርትን ገንዘብን ክቕፅዑ እዮም። ፓኪስታን፣ ዮርዳኖስ፣ ሲንጋፖርን ስዑድ ዓረብን ካልኦት ሺሻ ካብ ሞንጎ ዝኸልከላ ሃገራት ዓለም እየን።

0 Comments
0 Shares