0 Comments
0 Shares
Directory
-
Please log in to like, share and comment!
-
WWW.BBC.COMደቡብ ኮሪያ ለሰሜን ኮሪያ የእንነጋገር ጥያቄ አቀረበችአገሪቱ ጥሪውን ያስተላለፈችው ኪም ጆንግ ኡን ደቡብ ኮሪያ በምታዘጋጀው ኦሊምፒክ የሚሳተፍ ልዑክ ለመላክ እያሰቡ እንደሆነ መግለፃቸውን ተከትሎ ነው።0 Comments 0 Shares
-
WWW.BBC.COMአንዳንድ ነጥቦች በሥራ አስፈፃሚው መግለጫ ዙሪያ17 ቀናትን ከፈጀ የኢህአዴግ የሥራ-አስፈፃሚ ኮሚቴ ስብሰባ በኋላ የወጣው መግለጫ ሀገሪቱ ላለችበት ወቅታዊ ሁኔታ ምላሽ ይዟል የሚሉ እንዳሉ ሁሉ የለም የተለመደ ፕሮፓጋንዳ ነው የሚሉ ወገኖችም አሉ። የሁለቱንም ሃሳብ ለማግኘት ሞክረናል።0 Comments 0 Shares
-
WWW.BBC.COMናይ ስልክኹም ባትሪ ነዊሕ ዕድመ ክህልዎ ዝሕግዙ ሜላታትኣብዚ ዘመን ወሳኒ ዕለታዊ ምንቅስቐስ ኩለመዳያዊ ስራሕ ደቂ ሰባት ኮይኑ ዘሎ ቴክኖሎጂ ሞባይል'ዩ። እንተኾነ ግና፡ ባትሪ ቀልጢፍካ ምዉዳእ ኣብ መብዛሕትአን ስልክታት ዝርአ ጸገም'ዩ።0 Comments 0 Shares
-
WWW.BBC.COM''ኢራናዉያን ክቃወሙ እምበር ከዕንዉ ናጻ ኣይኮኑን" ሮዉሃኒፕረዚደንት ሓሰን ሮዉሃኒ፡ ኣብ ጉዳይ ናዕቢ ኢራን ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ መዓልቲ ምጽቃጥ ምላሽ ሂቦም። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ "ኣብ መወዳእታ ኢራናዉያን ለቢሞም፡ ገንዘብን ሃብትን እናተጓሕጎሐ ግብረ ራዕዲ ንምድጓም ዝዉዕል ከምዝነበረ ተገንዚቦም" ብምባል ኣብ ትዊተር ገጾም ጽሒፎም።0 Comments 0 Shares
-
WWW.BBC.COMኣብ ሰልፊ ተቓውሞ ዝነበሩ ኮንጋውያን ተቐቲሎምኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ፡ ፕረዚደንት ጆሴፍ ካቢላ፡ ካብ ስልጣን ንክወርዱ ብምሕታት ሰልፊ ተቃውሞ ኣብ ልዕሊ ዘካይዱ ሰልፈኛታት፡ ሓይልታት ፀጥታ እታ ሃገር ብዝኸፈትዎ ተኹሲ ኣስታት 7 ሰባት ከምዝቐተሉ፡ ኣኽባሪ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊፁ።0 Comments 0 Shares
-
WWW.BBC.COMዩኒሴፍ፡ ኣብዚ መዓልቲ 40 ሽሕ ህጻናት ክዉለዱ'ዮምሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪቃ ኣብ ዓለም ዝለዓለ መጠን ልደት ህጻናት ዝረኣየለን ሃገራት'የን። ኣብቶም ዝቕጽሉ ዓመታት ኣብ ኣፍሪቃ 1.8 ሚሊዮን ህጻናት ክዉለዱ'ዮም ተባሂሉ ይግመት።0 Comments 0 Shares
-
WWW.BBC.COMመትከል ኣልቦ ርክብ እንታይ ማለት'ዩ?ን 17 መዓልታት ደሕሪ ዝተኻየደ ዕጹዉ ገምጋም ኮሚቴ ፈጻሚት ስራሕ ኢህወዴግ፡ እዋናዊ ኩነታት እታ ሃገር ዘገናዘበ ኣይኾነን ዝብል ተቓዉሞ ይገጥሞ ኣሎ። እንተኾነ ግና፡ ናይዋዛ መግለጺ ኣይኮነን ዝብሉ ተንተንቲ ተግባራዊ ዝኸዉን እንተድኣ ኮይኑ መሰረታዊ ለዉጢ ከምጽእ ይክእል'ዩ ይብሉ።0 Comments 0 Shares