• ኢትዮጵያ የባህር በር ያላት ሀገር አይደለችም፤ ስለዚህ በአካባቢዋ ባሉ ወደቦች ነው የምትጠቀመው። እነዚህ ወደቦች ደግሞ ሉአላዊ ባለቤቶች አሏቸው። በኢትዮጵያ ዙሪያ ካሉ ወደቦች መካከል የሶማሌላንዱ በርበራ ወደብ አንዱ ነው።
    ኢትዮጵያ የባህር በር ያላት ሀገር አይደለችም፤ ስለዚህ በአካባቢዋ ባሉ ወደቦች ነው የምትጠቀመው። እነዚህ ወደቦች ደግሞ ሉአላዊ ባለቤቶች አሏቸው። በኢትዮጵያ ዙሪያ ካሉ ወደቦች መካከል የሶማሌላንዱ በርበራ ወደብ አንዱ ነው።
    WWW.BBC.COM
    በርበራ አዲስ የባሕር በር ወይስ አዲስ ውዝግብ
    ኢትዮጵያ የባህር በር ያላት ሀገር አይደለችም፤ ስለዚህ በአካባቢዋ ባሉ ወደቦች ነው የምትጠቀመው። እነዚህ ወደቦች ደግሞ ሉአላዊ ባለቤቶች አሏቸው። በኢትዮጵያ ዙሪያ ካሉ ወደቦች መካከል የሶማሌላንዱ በርበራ ወደብ አንዱ ነው።
    0 Comments 0 Shares
  • ኣውስትራልያ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኣባል ስለያ ሶቬት ሕብረት ነበር፡ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተኻየደ ናይ መርዛም ስነ ቀመም ፈተነ ቅትለት ብምቅዋም ዲፕሎማሰኛታት ሩሰያ ኣብ ምስጓግ ምስተን ድሮ ዝወሰና ልዕሊ 20 ሃገራት ትሓብር።
    ኣውስትራልያ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኣባል ስለያ ሶቬት ሕብረት ነበር፡ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተኻየደ ናይ መርዛም ስነ ቀመም ፈተነ ቅትለት ብምቅዋም ዲፕሎማሰኛታት ሩሰያ ኣብ ምስጓግ ምስተን ድሮ ዝወሰና ልዕሊ 20 ሃገራት ትሓብር።
    WWW.BBC.COM
    ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ኣንጻር ሩስያ ዝውሰድ ስጉምቲ ይድግፍ
    ኣውስትራልያ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኣባል ስለያ ሶቬት ሕብረት ነበር፡ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተኻየደ ናይ መርዛም ስነ ቀመም ፈተነ ቅትለት ብምቅዋም ዲፕሎማሰኛታት ሩሰያ ኣብ ምስጓግ ምስተን ድሮ ዝወሰና ልዕሊ 20 ሃገራት ትሓብር።
    0 Comments 0 Shares
  • ኮምሽን ንግዲ ፌደራል መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ፌስቡክ ውልቀ መረዳእታ ዓማዊሉ ንሳልሳይ ወገን ኣሕሊፉ ሂቡ'ዩ ኣብ ዝብል ጉዳይ ከይዲ ምጽራይ ይገብር'ሎ።
    ኮምሽን ንግዲ ፌደራል መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ፌስቡክ ውልቀ መረዳእታ ዓማዊሉ ንሳልሳይ ወገን ኣሕሊፉ ሂቡ'ዩ ኣብ ዝብል ጉዳይ ከይዲ ምጽራይ ይገብር'ሎ።
    WWW.BBC.COM
    ፌስቡክ ኣብ ምርመራ መንግስቲ ኣሜሪካ
    ኮምሽን ንግዲ ፌደራል መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ፌስቡክ ውልቀ መረዳእታ ዓማዊሉ ንሳልሳይ ወገን ኣሕሊፉ ሂቡ'ዩ ኣብ ዝብል ጉዳይ ከይዲ ምጽራይ ይገብር'ሎ።
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ ርእሰ-ከተማ ቻይና በይጂን ብሃንደበት ዝኣተወ ሓደ ዓቢ በዓል ስልጣን ሰሜን ኮርያ ሓያል መራሒ ኪም ጆንግ ኡን ክኸውን ይኽእል'ዩ ዝብል ግምት እናዓበየ መጺኡ'ሎ።
    ኣብ ርእሰ-ከተማ ቻይና በይጂን ብሃንደበት ዝኣተወ ሓደ ዓቢ በዓል ስልጣን ሰሜን ኮርያ ሓያል መራሒ ኪም ጆንግ ኡን ክኸውን ይኽእል'ዩ ዝብል ግምት እናዓበየ መጺኡ'ሎ።
    WWW.BBC.COM
    መራሒ ሰሜን ኮርያ ቻይና ኣትዩ ከይከውን ይጥርጠር
    ኣብ ርእሰ-ከተማ ቻይና በይጂን ብሃንደበት ዝኣተወ ሓደ ዓቢ በዓል ስልጣን ሰሜን ኮርያ ሓያል መራሒ ኪም ጆንግ ኡን ክኸውን ይኽእል'ዩ ዝብል ግምት እናዓበየ መጺኡ'ሎ።
    0 Comments 0 Shares
  • መንግስቲ እስራኤል ንምጥራዝ ውሳኔ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ዝቕጽል ወርሒ ይሰጋገረለይ ክብል ንቤት ፍርዲ እታ ሃገር ዝቕረቦ ሕቶ ተቐባልነት ረኺቡ።
    መንግስቲ እስራኤል ንምጥራዝ ውሳኔ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ዝቕጽል ወርሒ ይሰጋገረለይ ክብል ንቤት ፍርዲ እታ ሃገር ዝቕረቦ ሕቶ ተቐባልነት ረኺቡ።
    WWW.BBC.COM
    ምጥራዝ ኣፈሪቃውያን ስደተኛታት ካብ እስራኤል ተናዊሑ
    መንግስቲ እስራኤል ንምጥራዝ ውሳኔ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ዝቕጽል ወርሒ ይሰጋገረለይ ክብል ንቤት ፍርዲ እታ ሃገር ዝቕረቦ ሕቶ ተቐባልነት ረኺቡ።
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ ህንዲ ንዝወፀ 100 ሽሕ ዕድል ስራሕ 20 ሚልዮን ሰባት ከምዘመልከቱ ተገሊፁ። ምዝገባ ክሳብ ዝዛዘመሉ ዝመፅእ ዘሎ ቀዳም ተወሰኽቲ ሰባት ከመልከቱ ትፅቢት ይግበር።
    ኣብ ህንዲ ንዝወፀ 100 ሽሕ ዕድል ስራሕ 20 ሚልዮን ሰባት ከምዘመልከቱ ተገሊፁ። ምዝገባ ክሳብ ዝዛዘመሉ ዝመፅእ ዘሎ ቀዳም ተወሰኽቲ ሰባት ከመልከቱ ትፅቢት ይግበር።
    WWW.BBC.COM
    20 ሚልዮን ኣመልከትቲ ን100 ሽሕ ዕድል ስራሕ
    ኣብ ህንዲ ንዝወፀ 100 ሽሕ ዕድል ስራሕ 20 ሚልዮን ሰባት ከምዘመልከቱ ተገሊፁ። ምዝገባ ክሳብ ዝዛዘመሉ ዝመፅእ ዘሎ ቀዳም ተወሰኽቲ ሰባት ከመልከቱ ትፅቢት ይግበር።
    0 Comments 0 Shares
  • ኢትዮጵያ ወደብ ጅቡቲ ጥራሕ ክትጥቀም ኣይትኽእልን። ወደብ በርበራ ንደቡብን ደቡባዊ ምዕራብን ኢትዮጵያ ልዑል ረብሓ ኣለዎ። ተንታኒ ርክብ ሃገራት ኣይተ ዳደ ደስታ፡ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘካየደኦ ስምምዕ ልክዕ ከም ንግዳዊ ስምምዕ እዩ ዝቑፀር ይብል።
    ኢትዮጵያ ወደብ ጅቡቲ ጥራሕ ክትጥቀም ኣይትኽእልን። ወደብ በርበራ ንደቡብን ደቡባዊ ምዕራብን ኢትዮጵያ ልዑል ረብሓ ኣለዎ። ተንታኒ ርክብ ሃገራት ኣይተ ዳደ ደስታ፡ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘካየደኦ ስምምዕ ልክዕ ከም ንግዳዊ ስምምዕ እዩ ዝቑፀር ይብል።
    WWW.BBC.COM
    በርበራ ኣፍደገ ባሕሪ ዶስ ጠንቂ ህውከት
    ኢትዮጵያ ወደብ ጅቡቲ ጥራሕ ክትጥቀም ኣይትኽእልን። ወደብ በርበራ ንደቡብን ደቡባዊ ምዕራብን ኢትዮጵያ ልዑል ረብሓ ኣለዎ። ተንታኒ ርክብ ሃገራት ኣይተ ዳደ ደስታ፡ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘካየደኦ ስምምዕ ልክዕ ከም ንግዳዊ ስምምዕ እዩ ዝቑፀር ይብል።
    0 Comments 0 Shares
  • Komishiniin Daldalaa Federaalaa Ameerikaa 'Facebook'n seera nageenya odeeffannoo cabsuu isaa qorachuufi.
    Komishiniin Daldalaa Federaalaa Ameerikaa 'Facebook'n seera nageenya odeeffannoo cabsuu isaa qorachuufi.
    WWW.BBC.COM
    Ameerikaan 'Facebook' qorachuufi
    Komishiniin Daldalaa Federaalaa Ameerikaa 'Facebook'n seera nageenya odeeffannoo cabsuu isaa qorachuufi.
    0 Comments 0 Shares