ኢትዮጵያ ብመዳያት ቁጠባ፣ ፖለቲካን ዲፕሎማሲያዊ ለዉጢታትን ብዝተፈለየ መልክዑ ክትስጉም ኣለዋ ዝብል ዉሳነ መሪሕነት መንግስቲ ኢትዮጵያ ንብዙሓት ተስፋ ሓድነትን ምርግጋእን ሂቡ ኣሎ። እንተኾነ ግና ብፍላይ እቲ ሓድሽ ሓይሊ ኣብ ኣካይድኡ ትካላዊ ቕርጺ ሒዙ ምኻድ እንተዘይጀሚሩ፡ ከበድቲ ፈተናታት ክገጥሙዎ ይኽእል'ዩ ክብሉ ሙሁራት እታ ሃገር ይሙግቱ። እንታይ ይኾኑ?

0 Comments
0 Shares